ኩባ

  1. ኩባ

    ንብዙሕ ዓመታት ንናእሽቱን ማእኸለዎትን ናይ ውልቀ ንግዲ ትካላት ፍቓድ [ልቸንሳ] ከልኪላ ዝነበረት ኩባ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ህዝባዊ ተቓውሞታት ስለዘጋጠመ ነቲ ሕጊ ስዒራቶ ኣላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ ከተማ ኩባ

    ብሕጽረት መግብን መድሓኒትን፣ ናህሪ ዋጋ ሸቐጣት ከምኡ’ውን መንግስቲ ለበዳ ኮሮናቫይሰ ንምቁጽጻር ዝወሰዶም ስጉምትታት ዘየዕገቦም ኣሽሓት ዜጋታት ኩባ ብሰንበት ናብ ጎደናታት ብምውጻእ ተቓውሞ ኣስሚዖም ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣብ ኩባ ዝተኣስረ ሰብኣይ

    እቶም ሰልፈኛታት “ናጽነት” ከምኡ’ውን “ውድቀት ንውልቀ-መላኽነት” ክብሉ ዋና ከተማ እታ ሃገር ዝኾነት ኩባ ኣብ እትርከበን ዝተፈላለያ ከባብታት ተሪር ተቓውሞ ኣስሚዖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ራዉል ካስትሮ ካብ 2011 ኣትሒዙ ዋና ጸሓፊ ኵባ ኮሚኒስት ፓርቲ ኮይኑ ኣገልጊሉ

    ምንኣስ ሓው ፕረዚደንት ኵባ ነበር ፊደል ካስትሮ ዝኾነ ራዉል ካስትሮ ኣብ ናይ ኵባ ኮሙኒስት ፓርቲ ዝነበሮ ናይ ኣቦ መንበርነት ስልጣን ብገዛእ ፍቓዱ የረክብ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. መዘናዪ ቦታ

    ሚኒስትሪ ስርሕን ሰራሕተኛን ማርታ ኤሌና ኣብዚ ሕጂ እዋን ሰብ ሃፍቲ ክኣትውሎም ዝኽእሉ ዘፈራት ኢንዳትሪ ካብ 127 ናብ ክልተ ሽሕ ክብ ከም ዝበሉ ተዛሪባ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሄሊኮፕተር

    ሓንቲ ዋንነታ ናይ ሰራዊት ኵባ ዝኾነት ወተሃደራዊት ሄሊኮፕተር ኣብ ምብራቓዊ ሸነኽ እታ ሃገር ናብ ገደል ኣትያ ስለዝተሓምሸሸት ኣብኣ ተሳፊሮም ዝነበሩ 5 ሰባት ከምዝሞቱ ሚኒስትሪ ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ምምሕዳር ትራምፕ ኲባ መሊሱ ኣብ መዝገብ ሽበራ ኣመሪካ ኣስፊሩ

    ምምሕዳር ፕሬዝደንት ዶናልድ ትራምፕ ካብ ቤተ መንግስቲ ኣመሪካ ንክወጽእ ውሑዳት መዓልታት ኣብ ዝተረፍኦ'ዩ እዚ ውሳነ ተመሓላሊፉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣመሪካ፡ ናብ ኩባ ዝግብር በረራታት ደው ከምዘበለቶ ኣፍሊጣ

    ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ መንግስቲ ኣሜሪካ ብጀካ ናብ ሃቫና ናብ ካልኦት ከተማታት ኵባ ዝግበር በራራታት ደው ክብል ውሳነ ብምሕላፍ ኣብ ተግባር ኣውዒልዎ ጸኒሑ’ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ቀዳማይ ሚኒስተር ኮይኑ ዝተመዘዘ ማኑኤል ማሮሮ ክሩዝ

    ቀዳማይ ሚኒስተር ኮይኑ ዝተመዘዘ ማኑኤል ማሮሮ ክሩዝ መዝነቱ ብኣባላት ሃገራዊ ባይቱ ብዝተውሃበ ስቱር ድምጺ'ዩ ብቀዳም ጸዲቕሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ቤት ጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት

    ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኩባ፡ ቡሩኖ ረድሪገስ ነቲ ውሳኔ ''ፍጹም ዘይፍትሓዊ'' ክብል ገሊጽዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next