ቻይና

  1. ሞባይላት ቻይና

    ብቻይናውያን ኣፍረይቲ ዝተሰርሓ ተንቀሳቐስቲ 5ጂ ስልኪታት ከምዝመርመረ ዝገለጸ ማእከል ሳይበራዊ ድሕነት እታ ሃገር፡ ሓንቲ ሳንሱር መግበሪ መሳርሒ ዝተገጠመላ ሻውሚ ዓይነታ ሞባይልን ናይ ድሕነት ጉድለት ዘለዋ ሓንቲ ህዋዌ ስልክን ከምዝረኸበ ገሊጹ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ ቻይና ውድድር ሮቦት

    ኣብዚ ቅድሚ ሒደት መዓልታት ዝተኻየደ ውድድር፡ ካብ 20 ዩኒቨርስቲታት፣ ካብ ትካላት ንግድን ምርምርን ዝተዋፅኡ 2 ሽሕ ተወዳደርቲ ክሳተፉ እብከለው ሰላሙ፡ ብዓውዲ ኢንዱስትርያል ሮቦቲክስን ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስን ሰብ ሰራሕ'ዩ ተዓዊቱ። ካልኦት ኢትዮጵያውያን ኣባኩማ ጌታቸው፣ ፀጋየ ኣለሙ፣ ዮሃንስ ሃይለመስቀልን ሄኖክ ሰይፉን ተሳተፍቲ እቲ ውድድር ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ጀነራል ማርክ ሚሊ

    እቲ ንውጽኢት ምርጫ ዝተሓረመ ትራምፕ፡ "ካብ ቁጽጽር ወጻኢ" ከይከውን እቲ ጀነራል ሻቕሎት ከምዝሓደሮ'ዩ እቲ ብፍሉጣት ጋዜጠኛታት ቦብ ዉድዋርድን ሮበርት ኮስታን ዝተጻሕፈ መጽሓፍ ዘውስእ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ታይዋን

    ሚኒስትሪ ምክልኻል ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ተዋጋእትን ኒኩለራዊ ቦምባታት ክስከማ ዝኽእላን ዝርከብወን 19 ነፈርቲ ኲናት ናብ ክሊ ምክልኻል ኣየሩ (ADIZ) ከም ዝኣተው ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ፕሬዝደንት ኪም ጆንግ ኡን

    እዚ ፍርያት ቻይና ዝኾነ ክታበት ኮሮናቫይረስ [ሲኖቫክ] ብመገዲ ንድኻ ሃገራት ክታበት ዘመራቕሕ ፕሮግራም ኮቫክስ ኣቢሉ ዝተዋህባ'ዩ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሰራሕተኛታት ጽሬት

    ኤጀንሲታት ስለላ ኣሜሪካ ኮሮናቫይረስ ካብ ቤተ ፈተነ ቻይና ድዩ ልሒኹ ወይስ ብተፈጥሮ እዩ ተኸሲቱ ብዝብል ኣብ ክልተ ተገሚዖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. Video content

    Video caption: “ቋንቋ ምኽኣል ሓድሽ ፍልጠት ንኽትሽምት ዘኽእል መፍትሕ’ዩ”

    ቻይናዊት ቹንጋይ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣምሓርኛ ዝተምሃረት ኮይና ቋንቋ ምፍላጥ ማለት ሓድሽ ፍልጠት ንኽትሽምት ዝሕግዝ መፍትሕ ከምዝኾነ እያ እትኣምን።

  8. ኢሞጂታት

    ሕጂ ሞባይል ስልክኹም ወይ ሰሌዳ ኮምፒዩተርኩም ከፊትኩም ናይ 'ምዝንባይ' [levitating] ኢሞጂ እንተኣሊሽኩም፡ ሓደ ጽሩይ ጸሊም ባላ ተኸዲኑ፣ ባርኔጣ ገይሩ ጽላል ዝሓዘ ንኡሽቶ ሰብኣይ ክመጽኣልኩም እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ቻይና

    ቻይናዊ ስማ ‘ቹንጋይ’ እዩ። ኣብዚ ስም ነተን ኣብ ቅድሚት ዘለዋ ‘ቹን’ ዝንበባ ፊደላት ወሲድካ ‘ጸደይ’ [ጽድያ] ዝብል ትርጉም ትረክብ። በዚ ምኽንያት ድማ ጸደይ ተባሂላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ወሊድ ቻይና

    ቻይና ዜጋታታ ሰለስተ ቆልዑት ንኽወልዱ ብምፍቃድ ናይ ቅድሚ ሕጂ ፖሊሲ ምጣነ ስድራ ኣመሓይሻቶ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next