ኩትልኽና

  1. ከተማ ኣስመራ

    እቶም ኣብ ማይ ሱርዋ ካብ 6 ክሳብ 11 ዓመታት ተኣሲሮም ዝነበሩ ሰባት፡ ቅድሚ ምሉእ ብምሉእ ናጻ ምልቃቖም ኣብ ዝተፈላለየ ስራሓቲ ተዋፊሮም ምጽንሖም እቶም ምንጭታት ጠቒሶም። ቅድሚ ክልተ ሰሙን'ውን ኣብ ዓሰብ ኣብ ዝርከብ መዳጒኒ ተታሒዘን ዝጸንሓ ክልተ ደቂ-ኣንስትዮ ተፈቲሐን ምንባረን ተሓለቕቲ ንቢቢሲ ሓቢሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሓደ ቀሺ ኣብ ልዕሊ ሸውዓተ ጳጳሳት ናይ ኣሲድ መጥቃዕቲ ፈጺምካ ተባሂሉ ተኣሲሩ

    እቲ ነቲ መጥቃዕቲ ፈጺሙ ዝተባህለ ወዲ 36 ዓመት ቀሺ፡ ብመሰረት ካብ መደበር ዜና ኤኤንኤ ዝተረኸበ ሓበሬታ በቲ ዝሰርሓሉ ቤተክርስትያን 'ዘይሕጋዊ ምዝውዋር ዕጸፋርስ' የካይድ እዩ ተባሂሉ ተተርጢሩ። እቶም ጳጳሳት ከኣ ነቲ ዝመጽኦ ክሲ ንምስማዕ ኢሎም ናብቲ ንሱ ዝሰርሓሉ ቤተክርስትያን ብምኻድ'ዮም ምጽራይ ዝገብሩ ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሊቀ ጳጳስ ፍራንሲስ

    ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን፡ ጥምረት ሕደ ፆታውያን ናይ ምብራኽ ስልጣን ከምዘይብላ፡ ሰረተ-እምነት ቤት-ፅሕፈት ቫቲካን ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ቅዱስ ሲኖዲስ ካቶሊክ

    ፈረንሳዊት ሲስተር ናታሊ ቤዂርት፡ ኣብቲ ቅዱስ ሲነዶስ ናይ ምምራጽ መሰል ዝህልዋ ኾይኑ ከምኡ'ውን ነቶም ሊቀ ጳጳስ ከተማኽርን ኣብ ኣካታዕቲ ዝኾኑ ጉዳያት ክትሟጎትን እያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ቤተ ክርስትያን

    ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ከም ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን ሰርቢያ ዓብዪ ሃሰያ ዝበጽሖ ትካል ዳርጋ የለን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ጽንብል ብጽእና

    ኣገልግሎት ኢንተርነት፡ ንምስፍሕፋሕ ካቶሊካዊ እምነቱ ዝተጠቐመሉ ወዲ 15 ዓመት ኢጣልያዊ መንእሰይ ሕጹይ መዓርግ ቅድስና ኮይኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ጳጳስ ፍራንሲስ

    ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኣብ ፎቐዶ ዓለም ብካህናት ንዝተፈጸመ ጾታዊ ግህሰት ጉልባብ ትህብ እያ ክብሉ ዝወቕሱ ብዙሓት እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ስእሊ ናይ ቡርኪናፋሶ

    መንነት እቶም ቐተልትን ንምንታይ ነዚ ተግባር ከም ዝፈጸምዎን ገና ኣብ ምጽራይ ከም ዘሎን'ዮም ሰብ መዚ እታ ሃገር ዝሕብሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ተሳተፍቲ ሰለማዊ ሰልፊ

    ኣብቲ ብካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ቶሮንቶ ዝተወደበ ናይ ኣቤቱታ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ናእሽቱን ዓበይትን ደቂ ተባዕትዮን ደቂኣንስትዮን፣ ኣቦታትን ኣዴታትን ተኸተልቲ እስልምናን ክርስትናን ከምዝተጸንበሩዎ፡ ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ንቢቢሲ ሓቢሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next