ቢቢሲ

  1. ልኡል ፍሊፕ

    ብዓርቢ፡ ልኡል ፍሊፕ ኣብ መበል 99 ዓመቶም ሞይቶም ዝብል ዜና ምስ ተሰምዐ፡ ቢቢሲ ኩሎም ፕሮግራማቱ ኣጥፊኡን ዓጺፉን'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ከትዊተር ላይ የተወሰደ ምስል

    ተጣባቒ መሰላት ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል፡ ኣብ ከተማ ኣኽሱም ብወታሃራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ተፈጺሙ ዝበሎ ቅትለት ብዝምልከት ጸብጻብ ምስ ኣውጸአ፡ ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሚድያ ሓደ ተቐማጢ ኣመሪካ ዝኾነ ውልቀ ሰብ ናይ ኣኽሱም ቀሺ እየ ኢሉ ቃል ሂቡ ብምባል ከዋዓውዑ ቀንዮም፡፡ ናይ ኣኽሱም ቀሺ እየ ኢሉ ዘታለለ ሰብ ኣሎ ድዩ?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ጋዜጠኛ ቢቢሲ፡ ግርማይ ገብሩ

    ወኪል ቢቢሲ ትግርኛ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኾነ ጋዜጠኛ ግርማይ ገብሩ፡ ኣብ ከተማ መቐለ ካብ ዝርከብ ሓደ እንዳ ሻሂ'ዩ ወታሃደራዊ ልብሲ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብዝተኸድኑ ወታሃደራት ምስ ካልኦት 4 ሰባት ተወሲዱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ቢቢሲ

    ቻይና፡ ፈነወ ቴለቪዥንን ሬድዮን ቢቢሲ ዎርልድ ኒውስ ኣብታ ሃገር ከይመሓላለፍ ኣጊዳ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኬንያዊት ጋዜጠኛ

    ጃሚ ኣንገስ ብምስዓብ “ ኮምላ ዘይተነገሩ ዛንታታት ኣፍሪቃ ኣብ ምንጋር ፍሉይ ተውህቦ ዝነበሮ ጋዜጠኛ እዩ ነይሩ፡ ቪክትቶያ’ውን በቲ ናታ መነጽር ገይራ ዛንታታት ናብ ተዓዘብቲ ከተቕርብ ኢና ትጽቢት ንገብር” ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ጋዜጠኛታት ፎከስ ኦን ኣፍሪካ

    ፎከስ ኦን ኣፍሪካ: 60 ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ! ነዚ በዓል ኣብ ንጽምብለሉ ዘሎና እዋን፡ ነቶም ብድሕረ መጋረጃ ዘለው ጋዜጠኛታት ተላለይዎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ምርመራ

    እቶም ኣብ ትግራይ ኮሮናቫይረስ ዝተረኸቦም 4 ሰባት ኣብ መቐለ ኣብ ዝርከብ ማእኸል መወሸቢ ከምዝነበሩ ተገሊፁ። ብደረጃ ዓለም ቁፅሪ ከኣ ብኮሮናቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ልዕሊ 3 ነጥቢ 7 ሚልየን በፂሑ ኣሎ። 1,228,603 ሰባት በዚ ቫይረስ ዝተትሓዝዋ ኣሜሪካ ድማ ኣብ ቅድሚት ተሰሪዓ ትርከብ። ሰብመዚ ኣሜሪካ ንለበዳ ኮሮናቫይረስ ንቻይና ምውንጃሎም ሕዚ እውን ኣጠናኺሮም ቀፂሎም ኣለዉ። ኣብ ዙርያ ኮሮናቫይረስ ዘለዉ ምዕባለታት ክነቕርበልኩም ኢና። ሰናይ ምክትታል።

    Catch up
    next
  8. ቢቢቢ ጸለውቲ ኢሉ ካብ ዝመረጸን ደቂ አንስትዮ

    ኣብ 2019 ዓ.ም.ፈ፡ መርኣያ ዝኾናን ጸለውትን ክብል ቢቢሲ ዝሓረየን፡ 100 ደቂ ኣንስትዮ ዓለምና።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ሶሎሞን ሰርዋንጃ

    ሶሎሞን ሰርዋንጃ፡ መበል ሓምሻይ ነዚ ሽልማት ዝበቐዐ ጋዜጤኛ ኮይኑ፡ ቅድሚ ሕጂ ዋይሂጋ ምዋር፡ ኣሚና ዩጉዳ፡ ዲዲ ኣኪንየሉር ከምኡ እውን ኡጓንዳዊት ናንሲ ካኩንጊራ ነዚ ሽልማት ዝበቕዑ ጋዜጠኛታት እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next