ዞባ ኤውሮ

  1. ቤላሩስ ናብ 20 መዓርፎ ነፈርቲ ኤውሮጳ ትበርር ነይራ

    ሕብረት ኣውሮጳ ጋዜጠኛ ክትኣስር ኢላ ንነፋሪት ብኣስገዳድ ዘዕለበት ቤላሩስ ክሊ ሰማይ ኮነ ማዕርፎ ነፈርቲ እተን ኣባል ሃገራት ከይትጥቀም ኣጊድዋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ነፋሪት መገዲ ኣየር ራያን ኣብ ቪልንየስ፡ ከምኡውን ኣክቲቪስት ሮማን ፕሮታሰቪች ኣብ 2017

    ኣንፈት ጉዕዞ እታ ነፋሪት ዝተቐየረሉ ምኽንያት ንገያሾ ኣይተሓበሮምን ነይሩ፤ ሓደ ተጓዓዛይ ግን እታ ነፋሪት መገዲ ክትቕይር ከላ ተደላዪ ኣብ ዝነበረ ጋዜጠኛ ፍርሒ ከምዝተዓዘበ ተዛሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሮማን ፕሮታሰቪች፡ 2017

    ቤላሩስ ንሓደ ጋዜጠኛ ጽዒና ንዝነበረት ነፋሪት ክትዓልብ ድሕሪ ምግዳዳ፡ ኣውሮጳዊ ሕብረትን ኣመሪካን ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር እገዳ ክገብራ ከም ዝኽእላ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኦስሎ

    እዚ ውልቀሰብ ንትሽዓተ ዓመታት ምሟቱ ከይተፈለጠን ብዛዕብኡ ዝሓትት ዘይምርካቡን እታ ብቴክኖሎጂ ካብ ዝማዕበላ ሃገራት እትስራዕ ኖርወይ፡ ሕብረተሰብ ንሓድሕዱ ዘለዎ ምቕርራብ ክሳብ ክንደይ ልሕሉሕ ምዃኑ ዘርኢ’ዩ ተባሂሉ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሰብ መዚ ክመሩኽ ጀርመን ጥርጣርታት ምስ ኣሕደሩ ንኹሉ እቲ ኮንቲነራት ብምውራድ ምስ ፈተሽዎ 1700 ታኒካታት ናይ ሕብሪ ብሓሺሽ መሊኡ ጸኒሕዎም

    ሰብ መዚ ግምሩክ ጀርመን ጥርጣርታት ምስ ኣሕደሩ ንኹሉ እቲ ኮንተይነራት ብምውራድ ምስ ፈተሽዎ 1700 ታኒካታት ናይ ሕብሪ ብሓሺሽ መሊኡ ጸኒሑዎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. Video content

    Video caption: “መገዛእ ሰብነትና መንግስቲ እንታይ ገደሶ” ደቂ ኣንስትዮ ፖላንድ

    ደቂ ኣንስትዮ ፖላንድ፡ መንግስቲ እታ ሃገር ካብ ዝተዓመጸትን ካብ ናይ ቀረባ ስድርኣ ዝጠነሰትን ሓዊሱ ጥዕናዊ ኩነታት እታ ኣደ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ጥራይ እንተኾይኑ ጥንሲ ምንጻል ይከኣል ካብኡ ሓሊፉ ግን ፍጹም ክልኩል እዩ ስለዝበለ ኣብ ኣደባባይ ንተቓውሞ ወጺኤን ኣለዋ።

  7. ኣብ መጀመርታ 1990ታት ብዝነበረ ኲናት ኣስታት ሓደ ሚሊየን ህዝቢ ተዘናቢሉ

    እዘን ሃገራት ዝብኣሳላ ሓንቲ ዶብ ኣላ። ናይ ሕጂ ዘይኮነት ኣብ ግዜ ሕብረት ሶቭየት ዝነበረት ዶብ እያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. መጋዝ

    ጁሊጃ፡ ከባቢ 1.16 ሚልዮን ዶላር ክትከፈል ኢላ ነቲ ተግባር ከምዝወዓለቶ እዩ ዝግለጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. መራሕቲ ኤውሮጳዊ ሕብረት

    እቲ ዝርርብ ዝሓለፈ ዓርቢ ዝተጀመረ ኮይኑ፡ ነተን ብኮሮናቫይረስ ዝያዳ ተሃሲየን ዘለዋ ሃገራት ዝኸውን 390 ቢልዮን ዩሮ ደገፍ ክግበር ከምዝተሰማምዑ ኣጃንስ ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next