ስነ ከዋኽብቲ

  1. ተዋሳኢት ዩልያ ፐርሲልድ

    ኣብ ህዋ ሓጸርቲ ፊልምታት ይቕረጽ እኳ እንተነበረ፡ ክሳብ ሕጂ ግን ሩስያ ጥራሕ እያ ሓደ ነዊሕ ዛንታ ፊልም ኣብ ጠፈር ሰሪሓ ዘላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. እቲ ፍሉይ ዓሌት ሰላጣ

    ኣብ 1981 ምዃኑ'ዩ። ሞርቶን፡ ንመጀመርታ ግዜ ሕርሻ ዝፈተነሉ እዋን'ዩ ነይሩ። ፈለማ ክልተ ዓይነት ሰላጣ'ዩ ዘሪኡ፡ ነዊሕ ርእሲ ዘለዎ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝበቁል ቀይሕን ሕብሪ ዘለዎን እቲ ልሙድ ቀጠልያ ሰላጣን። ዓብዪ፡ ዓንቢቡ ናብ ፍረ ምስበጽሐ፡ ንዝቕጽል ዓመት ንኽዘርኦ ካብቲ ፍረ ኣቐመጠ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ፕላኔት ቬኑስ

    ኣመሓዳሪ ናሳ ዝኾነ ቢል ኔልሰን፡ "እቶም ልኡኻት ንልዕሊ 30 ዓመታት ዘይበጻሕናዮ ፕላኔት እንታይነት ንምፍላጥ ክጠቕመና እዩ" ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ዝኾነት ሮኬት ቻይና

    ቻይና፡ ኣብዝሓ ክፋል እቲ ስብርባር ኣብ’ዚ ክሊ ወዲቑ ከምዘሎ ዘፍለጠት ኮይና፡ ካልእ ኣካል እቲ ስብርባር ድማ፡ ኣብ 72.47° ምብራቕ 2.65° ሰሜን ኣብ ዝኾነ ከባቢ እቲ ውቕያኖስ ከምዝወደቐ እዩ መንግስታዊ ሚድያ እታ ሃገር ጸብጺቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሮኬት ቻይና እናተበገሰት

    ኣመሪካ፡ ብሓሙስ ኣብ ዘውጽአቶ መግልጺ፡ እታ ሮኬት ኣበይ ክትዓለብ ከምእትክል ክፍለጥ እኳ እንተዘይክኣል፡ ኣብ ህዋ እንከላ ሃሪማ ናይ ምብታን መደብ ከምዘይብላ ግን ገሊጻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ማይክል ኮሊንስ

    ንፈለማ እዋን፡ ኣብ ወርሒ እግሩ ዘንበረ ኒል ኣርምስትሮንግን ምስኡ ኣብ ገጽ ወርሒ ዝረገጸ ባዝ ኣልድሪንን፡ ከምኡ'ውን ማይክል ኮሊንስን ኣካል ናይታ ብኣፖሎ 11 ትጽዋዕ መንኮርኮር ትካል ጠፈር ኣመሪካ፡ ናሳ፡ ብምዃን ታሪኽ ዝሰርሑ ጠፈርተኛታት'ዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ጽላሎት

    ኢንጂኒውቲ፡ ኣብታ ኣብ ወርሒ ለካቲት ኣብ ገጽ ማርስ ዝዓለበት 'ፕርሲቪራንስ' (ሓቦ) ዝተባህለት መንኮርኮር ናሳ ተሓዚላ'ያ ናብታ ቀያሕ ፕላነት ተላኢኻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ጃፓናዊ ቢልዮነር ያሱኩ ማእዛዊ

    ጃፓናዊ ቢልዮነር፡ ብነጻ ምስኡ ኣብ ከባቢ ወርሒ ዑደት ዝገብሩ ሰባት ይደሊ ኣሎ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ዝተፈላለየ ቅርጽን መጠንን ዘለዎም 143 ሳተላይታት ኣብ ሓንቲ ሮኬት ተጻዒኖም ካብ ፍሎሪዳ ናብ ህዋ ተወንጪፎም።

    ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት 104 ሳተላይት ብሓንቲ ስርሓት ህንዲ መንኮርኮር ናብ ህዋ ተወንጪፈን ነይረን። እቲ ሕጂ ክብረ ወሰን ሰይሩ ዘሎ እቲ ቀዳማይ ቢልየነር ዓለምና ስፔስኤክስ- ፋልከን ዝፈጠሮ ኤለን ዝተባህለ ኩባንያ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. መንኩራኩር ቻይና

    ቻይና ቅድሚ ሰሙናት ናብ ወርሒ ዘወንጨፈታ መንኮርኮር ዝተልኣኸትሉ ዕላማ ኣዐዊታ ብሰላም ከም ዝተመለሰት ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next