ጉዕዞ ነፋሪት

  1. ማያ ጋዛል

    "ስደተኛ ስለዝኾንኩ፡ ጓል ስለዝኾንኩ፡ ሃይማኖተይ ሙስሊም ስለዝኾነን ዓረብ ስለዝኾንኩን ክኸውን ኣይነበሮን ግን፡ ኣብ ልዕለይ ዝነበረ ኣጠማምታ ትሑት እዩ ነይሩ" ሕጂ ግን ትብል ማያ "ሕጂ ግን ልክዕ ከምዛ ነዛ ነፋሪት ዝቖጻጸራ ዘለኹ ንሕይወተይ'ውን ክቆጻጸራ ክኢለ'የ" ትብል ብሓበን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሱዳን፡ መዕርፎ ነፈርቲ ካርቱም

    መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ነቲ ኣብ ናይ ሱዳን ኣገልግሎት ዜና [ሱና] ዝወጽአ 'ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ግዒዙ' ዝተብሃለ ኣጽዋር ውግእ ብዝምልከት ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ምላሽ እውን "ንሃድን ዝውዕል ወተሃደራዊ ኣጽዋራት ምግዓዝ ሕጋዊን ንግዳውን ንጥፍታት እዩ" ዝበለ እቲ መገዲ ኣየር፡ ምስ'ቲ ተቐባሊ ኣድላይ ናይ ሰነዳት መረዳእታት ከምዘለዎ'ውን ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ

    መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ናብ'ታ ብኲናት ትሕመስ ዘላ ትግራይ ኣጽዋር ውግእን ወተሃደራት መንግስትን ኣመላሊሱ ዝብሉ ጸብጻባት 'ኣይወዓልኩዎምን' ክብል ነጺጉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. እታ ዝወደቐት ነፋሪት

    ፕሮግራም መግቢ ዓለም እታ ብኣገልግሎት በረራ ኣቢሲንያ እትውነን ነፋሪት ዝወቀደቐትሉ ምኽንያት የጻሪ ከም ዘሎ ትማሊ ኣማስይኡ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. የኢትዮጵያ አየር መንገድ አውሮፕላን

    እቲ መገዲ ኣየር ነቲ ደረጃ ዝረኸበ ንልዕሊ 16 ሚልዮን ገያሾ ኣገልግሎት ብምሃቡ ከም ዝኾነ እቲ ማሕበር ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸቦ ሓበሬታ ብምጥቃስ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣብታ ነፋሪት ነጥብጣብ ውቅዕ ይረአ

    ኮሎምብያ ኣብ ልዕሊ ሄሊኮፕተር ፕረዚደንት እታ ሃገር መጥቃዕቲ ናይ ዝፈጸሙ ሰባት ሓበሬታ ንዘቐበለ 8 ምኢቲ ሽሕ ዶላር ከምእትህብ ኣፍሊጣ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ፅዕነት ካብ ሞንጎ ዘመላልሳ ቦይንግ 777 መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ

    ካብ መበገሲ መስመር ወፅያ ዝነበረት ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ስራሕ ከም ዝተመለሰት ተገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሰባት ካብታ ዝተጋጨወት ባቡር እናወጽኡ

    እታ ደሴታዊት ሃገር ዝኾነት ታይዋን ኣብ 1991 እውን ብሰንኪ ምግጫው ክልተ ባቡራት 30 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ 112 ሰባት ቆሲሎም ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ነፋሪት

    ተቛሪጹ ዝቐነየ ናብ ከተማ መቐለ ዝግበር በረራታት ካብ ትማሊ ኣትሒዙ ከምዝጀመረ ተፈሊጡ። ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ተቛሪጹ ዝጸንሐ ኣገልግሎት መብራህቲ ናብ ንቡር ከምዝተመልሰ ብዓልመዚ ሓይሊ ኤለክትሪክ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣፍሊጡ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next