መካኒካዊ ሰብ

  1. እቲ ሮቦት ከመይ ከምዝዓለበ ዘርኢ ኣቐዱሙ ዝተዳለወ ስእሊ

    ቻይና ናብ ማርስ ዝለኣኸቶ ዝሆሮግ ዝሰመየቶ ሮቦት ብዓወት ኣብ ማርስ ከምዝዓለበ መንግስታዊት ማዕከን ዜና ቻይና ቀዳም ንግሆ ሓቢራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሮቦታት

    ኣብ ታሕተዋይ ጽፍሒ ዕዳጋ ዕዮ ዝርከቡ፡ ድሩት ክእለትን ውሑድ መሃያን ዘለዎም ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ሰራሕተኛታት ግን በቲ ለውጢ ክህሰዩ እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. Video content

    Video caption: ኩዕሶ ዝጻወቱ ሮቦታት

    ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ፍሉጥ ዝኮነ ዩኒቨርስቲ ኤምኣይቲ ንድሕሪት ዝገላበጡን ኩዕሶ እግሪ ዝጻወቱን ሮቦታት ምሂዙ።