መኻዝን ዕዳጋ

  1. ብጥቃ ባንኪ ዌስትፓክ ትሓልፍ ዘላ ጓል ኣንስተይቲ

    ምስ ካልኦት ብምዃን ነቲ መርመራ ዘካየደ ክፍሊ ድሕነትን ወፍርን ባንክታት ኣውስትራልያ ኣብ ባንኪ ዌስትፓክ፡ ኣብ ዝሓለፈ 10 ዓመታት ካብ 11 ሽሕ ዝሞቱ ዓማዊሉ ናይ ኣገልግሎት ባንክን ፋይናንሳዊ ማዕዳን እናበለ ልዕሊ 7 ሚልዮን ዶላር ከምዝቆረጸ ገሊጹ "እዞም ዝሞቱ ዓማዊል እዚ ባንኪ ዝነበሩ ሰባት ስለዝሞቱ ዝረኸብዎ ኣገልግሎት ይኹን ፋይናንሳዊ ማዕዳ የለን፡ እዚ ባንኪ ግን ንልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት ሰልዲ ክቆርጸሎም ጸኒሑ" ይብል እቲ ጸብጻብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ ጽርግያ ዝንቀሳቐሳ መካይን

    ሓገግቲ ኣካላት ኣመሪካ፡ ንምምሕያሽ ትሕተ ቕርጺ ኣመሪካ ዝውዕል ሓደ ትሪልዮን ዶላር ሰሊዖም፡ በዚ መሰረት ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ትሕተ ቕርጺ ኣብ ሓደ እዋን ዝበዝሐ ገንዘብ ዝተሰለዓሉ መራሒ ክኸውን እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኤሪክ ኣዳምስ 24 ሰነ 2021

    እዚ ናይ ዓለምና ዝዓበየ ክሪፕቶካረንሲ ቢትኮይን ኣብ 2009 ኣቆፃፅራ ኣውሮጳውያን ዝተምሃዘ እንትኾን፡ ካብ እዋን ናብ እዋን ዋግኡ ኣዝዩ እናተቐያየረ ይርከብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ንምታይ'ዩ ሕጽረት ነዳዲ ዘጋጥም ዘሎ?

    ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ መጻረዪ ነዳዲ እኹል ነዳዲ እኳ እንተነበረ፡ ሕጽረት መራሕቲ ነዳዲ ዝጽዕና መካይን ከም ዝነበረ'ዩ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ቻይና 'ክሪፕቶከረንሲ' ዘይሕጋዊ'ዩ ኢላቶ

    ማእኸላይ ባንኪ ቻይና ንቢትኮይን ሓዊስካ ዝኾነ ይኹን ብክሪፕቶከረንሲ ዝካየድ ዋጋ ዕዳጋ ዘይሕጋዊ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣይፋል ንቢትኮይን ዝብል ጭርሖ ዝሓዘ ሰልፈኛ

    እቶም ሰልፈኛታት ኣብ ርእሰ ኸተማ እታ ሃገር፡ ኣብ መበል 200 ዓመት ናጽነት እታ ሃገር ናብ ጎደናታት ብምውጻእ 'ኣይፍል ንቢትኮይን' ከምኡ'ውን 'ብቅዋም ንማእዘዝ' ዝብል ዝርከቦ ጭርሖታት ብምሓዝ ተቃውመኦም ኣስሚዖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ብ2013 ዝተኸፈተ ሶላሪ እንዳ ጠላዕ

    ብ2016፡ ሰሜን ኮርያውያን ሰርሰርቲ ካብ ሃገራዊ ባንኪ ባንግላድሽ ሓደ ቢሊየን ዶላር ክሰርቁ መደብ ኣውጺኦም፤ ኣብ ጫፍ ዓወት ምስ በጽሑ ግን ንስለ ካብቲ ዝወሰዱዎ 81 ሚሊየን ዶላር ተዓጊቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ገንዘብ

    ላዕለወይቲ ሓላፊት መጽናዕቲ ወፍሪ ዝኾነት ናነዝ ሃቸር ፋይድሀርብ "መንግስታትን ባንክታትን ነቶም ብሰንኪ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ዝተሃሰዩ ውልቀሰባት መጠን ወለድ ብምጉዳል ገንዘብ ብምድጓምን ብዙሕ ሓገዛት ከምዝገበራ ዘይከሓድ ኮይኑ፡ እቲ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ክስዕብ ዝኽእል ዝነበረ ዓቢ ቁጠባዊ ቅልውላው ኣብ ምጉዳል ዓቢ ግደ ነይርዎ'ዩ" ትብል።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ብመሰረት እዚ ሕጂ ኢልሳልቫዶር ኣጽዲቓቶ ዘላ ሕጊ፡ ዝኾነ ብዓል ትካል ክፍሊት ብቢትኮይን ክቕበል ክግደድ እዩ

    ብመሰረት እዚ ሕጂ ኢልሳልቫዶር ኣጽዲቓቶ ዘላ ሕጊ፡ ዝኾነ ብዓል ትካል ክፍሊት ብቢትኮይን ክቕበል ክግደድ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኢሎን ሙስክ

    ኢላን ማስክ ሎሚ ኣብ ትዊተር ኣብ ዝጽሓፎ "ምዕዳን ቢትኾይን [Bitcoin mining] ብዙሕ ሃልኪ ከሰል ዘድልዩ እዩ፡ እዚ ኸኣ ኣብ ክሊማዊ ለውጢ ዓቢ ኣሉታዊ ግደ ኣለዎ ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next