ኢንዱስትሪ ጉዕዞን መዘናግዕን

  1. ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ

    ሲኤንኤን፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብነፈርቲ መጓዓዝያ ስቪል ናብ ከተማታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣጽዋራት ከም ዘገጉዓዓዘ ብመርመራ ኣረጋጊጸ’የ ይብል።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ናብራ ዘማረረን ሰበይቲ

    ኣብ ኢትዮጵያ እቲ ብዝለዓለ መጠን ዕድል ስራሕ ዝፈጥር መንግስቲ እዩ። ብዝሒ ሰራሕተኛ መንግስቲ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ካብ ዝኸውን 10 ዓመት ክመልኦ ቀሪቡ’ሎ። መረዳእታ ባንኪ ዓለም ከምዘመልክቶ፡ ስርዓት ደርግ ኣብ ዝወደቐሉ እዋን 300,000 ዘይመልኡ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ገምገም ውቅያኖስ

    ዛንዚባር ቅጥዕን ስነምግባርን ዝጎደሎ ኣከዳድና ንዝኽተሉ በጻሕቲ ዓዲ ክትቀጽዕ እያ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ክሳብ ሕጂ ሸውዓተ ሰባት ብህይወት ከውጽኡ እንከለዉ፡ ሓሙሽተ ካብዞም ሸውዓተ ኣዝዮም ተሃስዮም'ዮም ጸኒሖም

    ኣማሓዳሪ ከተማ ኣሌክሳንድራ፡ እታ ጃልባ ሓንቲ ካብተን ብዘይ ሰነዳትን ሕጋዊ ፍቃድን ኣብቲ ቀላይ ዝንቀሳቀሳን ሰባት ንምዝንጋዕ ኢሎም ዝስቀልወን ምዃና ገሊጹ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ነቲ ባርዕ ንምጥፋእ ዝሰርሑ ሰራሕተኛታት

    ኣብ ታንዛንያ ዝርከብ ዝበረኸ ጎቦ ኣፍሪቃ - ኪሊማንጃሮ - ካብ ሰንበት ብዝጀመረ ባርዕ ይነድድ ኣሎ። ጽንኹር ንፋስ ድማ ነቲ ባርዕ ከምዘጋደዶ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ጃፓናዊ ጄሲ ታካያማ

    ጃፓናዊ ጄሲ ታካያማ፡ ‘ማቹ ፒቹ’ ዝበሃል ኣብ ፔሩ ዝርከብ ቦታ ክርእይ እዩ ኣብ ወርሒ ጉንበት ናብታ ኣትዩ። ካብ ሽዑ ጀሚሩ፡ ንሸውዓተ ወርሒ ተጸብዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣከባብራ በዓል መስቀል

    ኣብ ኢትዮጵያ ቁጠባዊ ምምሕያሽ ክግበረሎም ካብ ዝሕሰብ ዓውዲታት ቱሪዝም ሓደ እዩ። ዝሓለፈ ዓመት፡ ኣብዚ ወርሒ ኣብ ዝኸበሩ ሃይማኖታዊ በዓል መስቀልን ናይ ምስጋና በዓል እሬቻን ብዙሓት በጻሕቲ ተረኺቦም ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሲነማ ኣስመራ

    ኣስመራ፡ ገዛ ግሮቶም፣ ገዛ ሽለለ፣ ገዛ ሰረንስርን ገዛ ኣስመዐን ብዝብሃላ ኣርባዕተ ዓድታት ኣብ 12 ክፍለ ዘመን ከም ዝተመሰረተት እዩ ዝንገር። እቲ ግዜ ከኣ ከም ምፍላም እዛ ዘመናዊት ኣስመራ ይውሰድ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ፒራሚዳት ጊዛ

    ኢንዳስትሪ ቱሪዝም ለበዳ ኮሮናቫይረስ ካብ ዝጸለዎም ጽላታት ሓደ ኮይኑ፡ ካብዚ ኢንዳስትሪ ብዝረኽቡዎ እቶት ዝናበሩ ብመላይን ዝቑጸሩ ግብጻውያን ህይወቶም ኣብ ሓደጋ ከም ዝወደቑ ይዛረቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ጉዕስ

    ማእኸል ጥንታውን ታሪኻውን መስሕባት ዝኾነት ኣክሱም ኣብዚ ሕዚ እዋን ኮሮናቫይረስ ብዘሕደሮ ጽልዋ መዓልታዊ ዝበጽሕዋ ዝነበሩ ወጻእተኛታት ካብ እትስእኖም ኣዋርሕ ተቖጺሮም ኣለዉ። በዚ ምኽንያት ከኣ እቶም ንዑተኛታት ናብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ብምውሳድን ሓበሬታ ብምሃብን መነባብሮኦም ዝመርሑ መራሕቲ ዑደት ኣብ ከቢድ ቁጠባዊ ቅልውላው ወዲቖም ይርከቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next