ኣብ ግብጺ ምኽንሻብ ደቂኣንስትዮ ልሙድ ተግባር ከምዝኾነ ይግለጽ። በዚ ዝተሻቐለት ግብጺ ነቲ ተግባር ዝፍጽሙ ሰባት ክሳብ 20 ዓመት ማእሰርቲ ከምዝጽበዮም ኣፍሊጣ።
ተወሳኺ ንባብደቂ ኣንስትዮ
Video content
Video caption: ኣብ ኣደባባይ ዓለም ጸብለል ኢላ ክትረአ እትደሊ ሙርሳል ኣፍጋኒስታዊት ሰገን ሙርሳል ኣብ 2012 ኣብ ጥቓ ወተሃደራዊ መደበር ኣመሪካ ስራሕቲ ኢደ ጥበባት እናሸጠት ትመሓደር ነይራ።