ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ

  1. ኬሪ ኩሞሮን ልዕልት ማኮን

    ብሕጊ ጃፓን መሰረት ኣባላት ንጉሳውያን ቤተ ሰብ፤ ምስ 'ተራ' ሰብ ማለት'ውን ኣባል ንጉሳውያን ቤተ ሰብ ዘይኮነ፡ እንተተመርዕየን መዓርገን ክምንጠላ ይግደዳ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. 23 ሕዳር 1947፡ ልእልቲ ኤልሳቤጥ ምስ በዓል-ቤታ ኣብ ሕጽኖት

    ኣብ 1939 ኣብ ማእከል መሰልጠኒ ሓይሊ ባሕሪ ዳርትማውዝ ክራኸቡ እንከለው፡ ንፈለማ ዝተርኣኣዩሉ ኣጋጣሚ እኳ እንተዘይነበረ፡ እቲ ናይ ሓባር ህይወት ይጅምር ምንባሩ፡ እቲ ሽዑ ዝተወስደ ስእሊ የመላኽት።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. መስፍን ኤዲንብራ

    ልኡል ፊሊፕ፡ መስፍን ኤዲንብራ፡ ንንግስቲ ኤልሳቤጥ ብዘወፈይዎ ጽኑዕን ዘየቋረጸን ድጋፍ ልዑል ኣኽብሮት ዝረኸቡ'ዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. መስፍን ኤደንብራ ሉኡል ፊሊፕ

    ልኡል ፊሊፕ፡ ኣብዚ ቀረባ ዓመታት'ኳ ኣብ ሆስፒታል እትዉ ውጽእ ክብል እንተጸንሐ፡ ብጥዕንኡን ጸዓቱን'ዩ ዝፍለጥ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሃሪን ሜጋንን

    እቶም ሰብ ኪዳን፡ ንመሀደሲ መንበሪ ገዝኦም ዝወጽአ ከባቢ 3 ሚልዮን ዶላር ክመልሱ እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ልኡል ዊልያም፤ ንግስቲ ኤልሳቤጥ፤ ልኡል ቻርለስ፤ ልኡል ሃሪ

    እዚ ናይ ሰኑይ ዋዕላ ነቶም ዘለዉ ጸገማት ንምፍታሕ እኹል ዘይክኸውን ይኽእል'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሜጋን፡ መስፍንቲ ሳሴክስ፡ ልኡል ሃሪ፡ ንግስቲ ኤልሳቤጥ II ሰነ 26፡ 2018

    ሃሪን ሜጋንን ካብ መዝነቶም "ከንሳሕቡ" ድሕሪ ምውሳኖም፡ ንግስቲ ኤልሳቤጥ መፍትሒ ከናድዩ፡ ንላዕለዎት ኣባላት ሓቲታ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next