ፕሪሚየር ሊግ

  1. ክርስቲያኖ ሮናልዶ

    ክሪስተያኖ ሮናልዶ ኣብ መጀመርታ ምስ ማንቸስተር ዩናይትድ ኣብ ዝነበረሉን ሕጅን ብድምር 130 ሸቶታት ከመዝግብ ክኢሉ ኣሎ። ብዘይካ እዚ ክሪስትያኖ ሮናልዶ፡ ኣብ ስፖርቲንግ ሊዝበን 5 ሸቶታት፡ ኣብ ርያል ማድሪድ 450፡ ኣብ ጁቬንቱስ 101 ከምኡ'ውን ምስ ሃገራዊት ጋንታ ፖርቱጋል ብምዃን 115 ሸቶታት ኣመዝጊቡ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ግብጻዊ መሓመድ ሳላሕ ንዘመዝገባ ሸቶ እናጸንበለ

    ኣብቲ ብሰንበት ዝተኻየደ ግጥም ሊቨርፑል ንማንቸስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ 5 ብ 0 ምስዓራ ንደገፍታ ፍናን ዝሃበ ክኸውን እንከሎ፡ ንደገፍቲ ናይታ ስተሳዕረት ጋንታ ግን ዓቢ ውርደት ኮይኑ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኒውካስትል

    ወናኒ ኒውካስል ዝነበረ ማይክ ኣሽሊ ንዝሓለፉ 14 ዓመታት ምስታ ጋንታ ዝጸንሐ ኮይኑ፤ ዜና መሸጣ ምስተሰምዐ ደገፍቲ ናብ ስታድየም ሰይንት ጄምስ ፓርክ ብምኻድ ሓጎሶም ክገልጹ ተራእዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. መሓመድ ሳላሕ ንሓያሎ ተቐናቐንቱ ብምሽካዕ ሸቶ እናመዝገበ

    ኣሰልጣኒኡ የርገን ክሎፕ ድሕሪ'ቲ ጸወታ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ደገፍቲ ሊቨርፑል ነታ ዘመዝገባ ሸቶ ድሕሪ 60 ዓመት'ውን ክዝክርዋ'ዮም ኢሉ። እቲ ናይ ሰንበት ግጥም ክልቲአን ጋንታታት 2 - 2 እዩ ተወዲኡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ብራዚላዊ ጋብርኤል ጀሱስ

    ብራዚል ዋላ እኳ ብዓዲ እንግሊዝ ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ኣብ ቀይሕ መዝገብ ካብ ዝሰፈራ ሃገራት እንተኾነት፡ ካብቶም ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝጻወቱ ዜጋታታ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ንእተካይዶ ግጥም መጻረዪ ዋንጫ ዓለም ንኽጻወቱ ን8 ተጻወትቲ ጻውዒት ኣቕሪባትሎም ኣላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ቼልሲ ካብቲ ውድድር ከም ዘንሳሐበት ዘፍለጠት ቀዳመይቲ ጋንታ ዓዲ ኢንግሊዝ'ያ

    ቼልሲ ካብቲ ውድድር ከም ዘንሳሐበት ዘፍለጠት ቀዳመይቲ ጋንታ ዓዲ እንግሊዝ ኮይና ማንቸስተር ሲቲ'ውን ንዓኣ ብምስዓብ ኣብቲ ውድድር ንምስታፍ ዝነበራ ሓሳብ ዳግመ ግምት ብምግባር ከም ዘቋረጸቶ ገሊጻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ፍራንክ ላምፓርክ

    ሮማን ኣብራሞቪች ኣብ 2003 ነታ ክለብ ካብ ዝገዝኣ ንድሓር፡ ካብ ዘባረሮም ናይ ምሉእ ግዜ ኣሰልጠንቲ፡ ላምፓርድ መበል 10ይ ኮይኑ’ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ክሎፕ (ጸጋም) ሶልሻየር (የማን)

    ትማሊ ኣብ ዝተኻየዱ ናይ ራብዓይ ሰሙን ግጥማት ፕሪምየርሊግ እንግሊዝ፡ ክልተ ዓበይቲ ጋንታታት ብሰፊሕ ኣፈላላይ ሸቶ ስዕረት ኣጋጢምወን'ዩ? ኣሰልጠንቲ እተን ጋንታት እንታይ በሉ?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ዊልፍሬድ ዛሃ

    ፖሊስ እንግሊዝ፡ ማሕበራዊ መራኸቢ ተጠቒሙ ናብ ተጻዋቲ ኩዕሶ እግሪ ዊልፍሬድ ዛሃ ዓሌታዊ መልእኽትታት ንዝጸሓፈ ወዲ 12 ዓመት ቆልዓ ኣሲሩ ይምርምር ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ሴኔጋላዊ ኣጥቃዓይ እንግሊዛዊት ክለብ ሊቨርፑል

    እቲ ተጻወታይ ኣብ ሃገሩ፡ ለበዳ ሕማም ኮሮናቫይረስ ክዝርጋሕ ምስ ጀመረ ነቲ ገንዘባዊ ወፈያ ከምዝገበረ ወኪሉ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next