ውድብ ጥዕና ዓለም

  1. ክታበት

    ሞዴርና፡ ኣብ መእተዊ 2023 ክታበት ኮሮናቫይረስ ኣብ ኣፍሪቃ ከፍርይ ዝኽእለሉ ኩነታት ንምፍጣር ውጥን ኣለዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሕክምናዊ ረድኤት ዝህብ ዘሎ በዓል ሞያ ጥዕና

    ድኻ ሃገራት እኹል ክታበት ክረኽባ እንተዘይክኢለን፡ ቅልውላው ለበዳ ኮሮናቫይረስ "ክሳብ 2022 ክዘልቕ ይኽእል'ዩ" ክብል እቲ ውድብ ኣተሓሳሲቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ክታበት ብመንግዲ ኮባክስ ናብ ሱዳን እናኣተወ

    ክሳብ ሕጂ ካብ ህዝቢ ኣፍሪቃ ትሕቲ ሓሙሽተ ሚኢታዊት ጥራይ ክኽተብ እንከሎ፡ ካልኦት ኣህጉራት ግን ልዕሊ 40 ሚኢታዊት ካብ ህዝበን ከቲበን'የን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም

    ብፍላይ ካብ ወርሒ ሓምለ ንደሓር መንግስቲ ኢትዮጵያ "ዝኾነ ዓይነት ናይ መድሃኒት ቀረብ" ናብ ትግራይ ክኣቱ ብዘይምፍቃዱ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ሰባት መሰረታዊ ኣገልግሎት ጥዕና ከይረኽቡ ከልኪሉ ምህላው ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ክታበት ዝሓዘ ብልቃጥ

    ካብ 2019 ጀሚሩ ተመራመርቲ ኣብ ጋና፣ ኬንያን ማላውን ሰፊሕ ናይ ፈተነ ፕሮግራማት ከካይዱ ጸኒሖም። ልዕሊ 800 ሽሕ ህጻናት ብውሑድ ሓደ ግዜ እቲ ክታበት ከም ዝወሰዱን ውሕስነቱ ከም ዘየስግእን ውድብ ጥዕና ዓለም ይገልጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ክታበት ዓሶ

    ሕማም ዓሶ ኣብ ታሪኽ ደቂሰባት ንነዊሕ ዓመታት ካብ ሞንጎ ዝጸንሑ መቕሰፍትታት ሓደ ኮይኑ ምኽንያት ሞት ብዙሓት ህጻናትን ዕሸላትን ከምዝኸነ ይፍለጥ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣብ መቐለ ቤት ትምህርቲ ማይ ወይኒ እትርከብ ተመዛባሊት

    ብፍላይ ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ፡ ሓይልታት ትግራይ፡ ንኣብዝሓ ከባብታት ትግራይ ካብ ዝቆፃፀሩ ጀሚሩ፡ ኩሎም መገዲ መራኸቢታት ተዓፅዮም ኣብ ዘለውሉ እዋን፡ ልዕሊ 90 ሚኢታዊ ህዝቢ'ቲ ክል ንሓደጋ ጥሜት ተሳጢሑ ከም ዘሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምግላፁ ዝዝከር እዩ። ብሰንኪ ጥሜት ሞት ይስዕብ ከምዘሎ ድማ ገለ ፀብፃባት ይሕብሩ። ምስ እዝን ተዛመድቲ ጉዳያት ጥዕናን ብዝተኣሳሰር ንሓላፊ ቢሮ ጥዕና ትግራይ፡ ዶክተር ሓጎስ ጐደፋይ ኣዛሪብናዮ ኣለና።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ክታበት ዝሓዘት ሓኪም

    ክሳብ ሎሚ 6722 ብኮሮናቫይረስ ዝተለኸፉዋ ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ውሑዳት ክታበት ጠቅሊለን ዘይጀመራ እያ። ኣብ ኤርትራ ካብቶም ብኮሮናቫይረስ ዝተለኸፉ እቶም 6635 ሓውዮም፡ 42 ብሞት ክፍለዩ እንከለዉ 45 ኸኣ ሕክማናዊ ናብዮት ይግበረሎም ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ክፍሊ ጽኑዕ ሕክምና

    ኣብ ቀረባ ሳምንታት ብዝሒ በቲ ቫይረስ ዝልከፉ፣ ብጽኑዕ ዝሓሙንን ዝሞቱን ሰባት ይውስኽ ከም ዘሎን ዝርግሐ እቲ ቫይረስ ኣብ ዘስግእ ኩነታት ከም ዝበጽሐን ይግለጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ደሃይ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ስድርኡ ከምዘይፈልጥ ተዛሪቡ

    ዶክተር ቴድሮስ፡ ዋላ'ውን ብወግዒ ንኻልኣይ ግዜ ከም ዝወዳደር እንተዘይገለጸ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሮይተርስ ቴድሮስ እቲ ትካል ንምምራሕ ሕጹይ ኮይኑ ከም ዝቐረበ ነቲ ጉዳይ ቐረባ ካብ ዝኾኑ ምንጪታት ሰሚዐ ክብል ጸብጺቡ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next