ኢኳቶሪያል ጊኒ

  1. ቲዮዶር ኦቢያንግ ኣብ 2012

    ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ፡ ኣብ ፈረንሳ ዝርከብ ላዕለዋይ መጋብኣያ ሰማዒ ይግባኝ ቤት ፍርዲ ፈረንሳ ምኽትል ፕሬዝደንት ኢኳቶሪያል ጊኒ ቲዮዲሪን ኦቢያንግ ናይ ውልቁ ሕሉፍ መነባብሮ ንምድጓም ሃብቲ ህዝቢ ብዘይኣግባብ ተጠቒሙ'ዩ ክብል ገበነኛ ኢሉዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. እቲ ነትጉ ዘውረዶ ዕንወት

    ቁጽሪ በቶም ትማሊ ኣብ ዓባይ ከተማ ኢኳቶርያል ጊኒ ዝኾነት ባታ ዘጋጠሙ ነትጒታት ዝሞቱ ሰባት 98 ከምዝበጽሐ ሰበስልጣን ሓቢሮም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ፕረዚደንት ኢኳቶሪያል ጒኒ (ጸጋም) ምስ ፕረዚደንት ቻይና (የማን)

    እታ ኣብ ዓለም ካልኣይቲ ዝዓበየ ቁጠባ ዘለዋ ሃገር ዝኾነት ቻይና፡ ቁጠባኣ 13 ትሪልዮን ዶላር ዝግመት ክኸውን እንከሎ፡ ናይ ኢኳቶሪያል ጒኒ ግን፡ 13 ቢልዮን ይግመት።

    ተወሳኺ ንባብ
    next