ኣንጎላ

  1. ወዱ ንፕረዚደንት ኣንጎላ ነበር ጆሰ ኤድዋርዶ ዶስ ሳንቶስ

    ወዲ 42 ዓመት ጆሴ ፊሎመኖ ዶስ ሳንቶስ፡ ሓላፊ ማዕከን ገንዘብ እታ ሃገር ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ኣስታት 1.5 ቢልዮን ዶላር ከጠፋፍእ ሓሲቡ ተባሂሉ ተኸሲሱ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ጫድ ሓንቲ ካብተን ብብዝሒ ከብቲ ንሰደድ እትልእኽ ሃገር'ያ

    እዘን ከብቲ ንሓንቲ 1333 ዶላር ክትመና እንከለዋ፡ ኣንጎላ ኣብ ወሽጢ 10 ዓመታት 75 ሽሕ ከብቲ ካብ ጫድ ክትቅበል'ዩ እቲ ስምምዕ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኢዛቤል ዶስ ሳንቶስ

    እቲ ናይ ባንክ ሕሳባት ክድስክል ሰብ መዚ ኣንጎላ ከም ዝጠለቡ፡ መራኸቢ ብዙሃን ፖርቱጋል ጸብጺበን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኢዛቤል ዶስ ሳንቶስን በዓልቤታ ሲንዲካ ዶኮሎን ኣብ ፌስቲቫል ፊልም ካነስ 2017

    ንኣዝዮም ፍሉጣት ሰባት ስልማት ዘዳልው ትካል ደ ግሪስጎኖ፡ ምስ ኣፍሪቃዊት ዝሃብተመት ጓል ኣንስተይቲ ምትእስሳር ኣለዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኢዛቤል ዶስ ሳንቶስ

    ኣኽባርቲ ሕጊ ኣንጎላ፡ ኣብ ልዕሊ ዝሃብተመት ኣፍሪቃዊት ጓል ኣንስተይቲ፡ ኢዛቤል ዶስ ሳንቶስ፡ ወግዓዊ ክሲ ምጥፍፋእ መስሪቶም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኢዛቤላ ዶስ ሳንቶስ

    ፖርቹጋላዊ ኢዩሮቢክ ባንክ ናብዚ ውሳነ ዝበጽሐ፡ ኣፍሪቃዊት ቢልየነር ኢዛቤል ሃብቲ ኣንጎላ ከምዝመዝመዘት ዝሕብር ሰነዳት ብምውጽኡ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኢዛቤላ ዶስ ሳንቶስ

    ጸጋታት ነዳዲን ወርቂን ዝተዓደለት ኣንጎላ፡ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝምስገን ምዕባለን ውዕውዕ ወፍርን እኳ እንተርኣየት፡ ኣሽሓት ዜጋታታ ግን ኣብ ደልሃመት ድኽነት ከም ዝርከቡ ጸብጻባት የመልክቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኢዛቤል ዶስ ሳንቶስ

    ኣንጎላዊት ቢልዮነር ኢዛቤል ዶስ ሳንቶስ፡ ፕረዚደንት ናይታ ሃገር ክትኸውን ድልየት ከም ዘለዋ ኣመልኪታ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኢዛቤላ ዶስ ሳንቶስን

    ቤት ፍርዲ ኣንጎላ ሃብቲ እታ ዝሃብተመት ኣፍሪቃዊት ጓል ኣንስተይቲ ምዃና ዝንገረላ፡ ጓል ፕረዚደንት እታ ሃገር ነበር ጆሴ ኢድዋርዶ ዶስ ሳንቶስ፡ ከይንቀሳቐስ ኣጊዱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next