ኔዘርላንድ

  1. ኣትሌት ሲፈን

    እታ ኣብ ኣፍሪቃ ብብዝሒ ህዝባ ካልአይቲ ምዃና ዝንገረላ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ታሪኻ ዓሌታዊ ምትፍናናት ክርኣያ ዝጸንሐት እያ። ኣትሌት ሲፈን እዚ ኩነታት እታ ሃገር ተስፋ ዝግበረሎም ኣትሌታት ክትስእን ምኽንያት ይኸውን ኣሎ'ዩ ክትብል ነቒፋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሓወልቲ እየሱስ

    እቲ ሓወልቲ፡ ንጎድኒ 36 ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ ኮይኑ፡ ኣብ ውሽጢ ዝግጠሙ መጉዓዓዝቲ በጻሕቲ ክሳብ ኣፍልቢ እቲ ሓወልቲ ዝወስዱ'ዮም ተባሂሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣስትራዘኔካ

    ሃገራት ኣየርላንድን ኖርወይን'ውን እቲ ክታበት ኣብ መንእሰያት ምርጋእ ደም የስዕብ እዩ ብዝብል ነቲ ምኽታብ ንግዚኡ ጠጠው ኣቢለንኦ ኣለዋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኔዘርላንድ

    ኣብ ኔዘርላንድ ኣንፃር ኣዋጅ እቶእቶ ዝቃወሙ ሰልፈኛታት፡ ምስ ፖሊስ  ተጋጭዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. መዕርፎ ነፈርቲ ኣምስተርዳም

    ናይ ማእሰርቲ መትሐዚ ትእዛዝ ዝወጸሉ ካብ መንግስቲ ኣውስትራልያ ምዃኑ ይግለጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሆላንድ ስተፍ ብሎክ (ጸጋም)፡ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ የማነ ገብረመስቀል (

    ቅድሚ ሕጂ'ውን ኣብታ ሃገር ዝነበረ ቆንስል ኤርትራ ብክፍሊት 2 ሚእታዊት ብዝተሓሓዝ ካብታ ሃገር ክወጽእ ከም ዝተገደደ ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ንጉስ ዊለም ኣለክሳንደርን ንግስቲ ማክሲማን

    ንዕረፍቲ ናብ ግሪክ ዝገሹ ንጉስን ንግስትን ሃገረ ኔዘርላንድ፡ መገሽኦም ብምኽንያት ስግኣት ለበዳ ኮሮናቫይረስ ኣዋጅ ዕጽዋ ኣብ ዝተኣወጀሉ ግዜ ብምዃኑ፡ ንብዙሓት ኣቖጢዑ። መገሽኦም ኣቋሪጾም ክምለሱ ድማ ተገዲዶም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ፖሊስ ነቲ ኣብ ትሕቲ ገዛ ዝተሃንጸ ገዛ ምስ ረኣየ 'ብዙህ ዘይተመለሱ ሕቶታት' ከምዘለዉ ሓቢሩ

    'ንምጽኣተ ዓለም' ንምጽባይ ኣብ ትሕቲ መሬት ንልዕሊ 9 ዓመት ድሕሪ ምሕበኦም፡ ሓደ ካብ ኣባላት እታ ስድራ ናብ ደገ ወጺኡ ቢራ ክሰቲ ምስ ወጽአ ብፖሊስ ክርከቡ ከምዝኸኣሉ ተሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next