ዚምባብዌ

  1. ሓገዝ ምግቢ ዝረኽቡ ዚምባብያውያን

    ዳርጋ ፍርቂ ህዝቢ ዚምባብወ ሓደጋ ጥምየት ኣንጸላልዩዎ ከም ዘሎን 7.7 ሚልዮን ህዝቢ ድማ ዝኸፍአ ሓደጋ ጥምየት ከም ዘጋጠሞን ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኢመርሰን ምናንጋግዋ

    ብቑጠባዊ ቅልውላው እትሕመስ ዘላ ዚምባብወ፡ ዓሰርተ ጎደናታት ብሽም ፕረዚደንት እታ ሃገር ኢመርሰን ምናንጋግዋ ክትስይም እያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ተቓውሞ ዶካትር

    ቦርድ ጥዕና እታ ሃገር ፡ እቶም ዶካትር ንሓሙሽተ መዓልትን ልዕሊኡን ''ብዘይ ፍቓድን እኹል ምኽንያትን'' ኣብ ስራሕ ቦተኦም ብዘይ ምርካቦም ጥፍኣተኛታት ከምዝኾኑ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. እንኮ ነፋሪት መገዲኣየር ዚምባብወ ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ከተማ ጆሃንስበርግ ጥራይ ትበርር ነይራ

    ኣብ ዝሓለፈ ቅን ብሰንኪ ዝተዋህለለ ዕዳ ተዓጊታ ዝጸንሐት እንኮ ነፋሪት መጓዓዝያ መገዲ ኣየር ዚምባብወ በረራ ጀሚራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሰልፈኛታት

    ኣሜሪካ ምስ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ገንዘብ ብዝተሓሓዝ ጉዳይ፡ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኤመርሰን ምናንጋግዋ ዝርከቦም 85 ላዕለዎት ሓለፍትን 56 ኩባንያታትን ዙምባብወ እገዳ ተገይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣልማዝ

    ኣብቲ ዝሓለፈ ወርሒ፡ ኣብ ዙምባብወ ዕደና ኣልማዝ ብግዱድ ሸቕሊ እዩ ዝካየድ ብዝብል ስክፍታ፡ ኣመሪካ ሓርፋፍ ኣልማዝ (ገና ዘይተቖርጸ) ካብ ዙምባብወ ናብ ሃገራ ከይኣቱ ከልኪላ እያ። ዙምባብወ ግን ነቲ ክሲ መሰረት ዘይብሉ ክትብል ነጺጋቶ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ቀብሪ ሙጋቤ

    ፕረዚደንት ዚምባብዌ ነበር ሮበርት ሙጋቤ ካብ ዝመውት ድሕሪ ሰለስተ ሰሙን ኣብ ካቱና ተቐቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣስከሬን ሙጋበ ኣብ መንበሪ ገዝኡ መስከረም 12 2019

    መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣብቲ ቀዳም ዝካየድ ወግዓዊ ምፍናው ኣስከሬን ፕረዚደንት ዚምባብወ ነበር፡ ሮበርተ ሙጋቤ ንምስታፍ ናብ ርእሰ ከተማ ዚምባብወ- ሃራረ የምርሑ ኣለው።

    ተወሳኺ ንባብ
    next