ጋምቢያ

  1. ጃምዐ

    ፕረዚደንት ነበር ጋምቢያ ያሕያ ጃሜ፡ ኣብቲ ኣብ 2005 ኣብ ጋምቢያ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝተፈጸመ ቅትለት ዝነበሮ ተራ ክምርመር ተጣባቒ መሰላት ሂዩማን ራይትስ ዎች ሓቲቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪቃ ብመንግዲ ኮቫክስ ክታበት ኮቪድ 19 ይቕበላ ኣለዋ

    እዚ ኬንያ ተቐቢላቶ ዘላ ቀዳማይ ገጽ ዕደላ ክታበት ብውሕዱ ንፍርቂ ሚልዮን ሰባት ክልተ እብረ ክታበት ከኽትብ ዝኽእል እዩ፡ ብመሰረት ኬንያ ዝሰረዓቶ ቀዳምነታት ሰራሕተኛታት ትካላት ጥዕና፡ መምሃራን፡ ፖሊስን ኣረጋውያንን ተጠቀምቲ እዚ ቀዳማይ ገጽ ክኾኑ እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ፕረዚደንት ጋምብያ ነበር

    ያሕያ ጃምህ፡ ኣብ 2016 ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ተሳዒሩ እንከሎ፡ ስልጣኑ ምርካብ ብምእባዩ ብወተሃደራዊ ሓይሊ ምዕራብ ኣፍሪቃ ክእለ ከምዝተገብረ ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ፕረዚደንት ኣዳማ ባሮ መብጽዕኡ ከክብርን ምርጫ ከካይድን ዝጽውዑ ሰልፈኛታት

    ኣብ ከተማ ባንጁል ናብ ጎደናታት ዝወጽኡ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ጋምብያውያን፡ ፕረዚደንት ኣዳማ ባሮ፡ ነቲ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ዝኣተዎ መብጽዓ ብምኽባር ዝቕጽል ወርሒ ካብ መዝነቱ ክወርድ ጠሊቦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. እዚ ብመንገዲ ኣትላንቲካዊ ውቅያኖስ ናብ ኣውሮጳ ዝወስድ መስመር ብዘይሕጋውያን ስደተኛታት ምዕራብ ኣፍሪቃ ዝውቱር ዝነበረ መስመር እዩ

    ካብታ ዝተገልበጠት ጃልባ ዝደሓኑ ስደተኛታት ንትካል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከምዝሓበርዎ፡ እታ ጃልባ ናብ ገማግም ሞሪታንያ ኣብ ዝተቓረበትሉ ነዳዲ ከምዝወአትን እቲ ኣብ ዝባን እታ ጅልባ ዝነበረ ስደተኛታት ብጭንቐት ከዕለብጡ ናብዝን ናብትን ኣብ ዝብለሉ ዝነበረ ሚዛና ስሒታ ከም ዝገልበጠት ኣረዲኦም

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣቡበከር ታምባዶ

    ምዕራብ ኣፍሪካዊት ሃገር ጋምቢያ፡ ኣብ ልዕሊ ሙስሊም ሮሂንግያ ብዝተፈጸመ ጥቕዓት ንምያንማር ከሲሳታ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኤድዋርድን ጃምዐን

    ነበር ላዕለዋይ ፖለቲከኛ ጋምቢያ፡ ኣብ ልዕሊ ወታሃደራት ኣብ ዝተፈጸመ ቅትለት ኢድ ከም ዝነበሮ ተኣሚኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next