ቬንዘዌላ

  1. ፕረዚደንት ቬኔንዙላ ኒኮላስ ማዱሮ

    ውሃቢ ቃል ትካል ፌስቡክ ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ "ፕረዚደንት ኒኮላስ ማዱሮ ኣብ ፌስቡኩ ዝዘርግሓ ቪድዩ ንፖሊስና ዝጻርር ብምዃኑ፡ ብዓቢኡ ኸኣ እቲ ሓበሬታ ብዛዕባ ኮቪድ 19 ኮይኑ ጌጋን ንሰብ ናብ ሓደጋ ዘእቱን'ዩ ነይሩ" ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ፕረዚደንት ቬነዝዌላ ኒኮላስ ማዱሮ

    ምስ ሶሻሊስቲ ፕረዚደንት ማዱሮ ዘይቃዶ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣብቲ ፍጻመታት ኢድ ከም ዘብሉ ብምግላጽ ነቲ ክሲ ይነጽጎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሓንቲ ካብተን ነዳዲ ዝጸዓና መራኽብ

    ብመሰረት ሚኒስትሪ ፍትሒ ኣመሪካ፡ ብሓገዝ ናይ ወጻኢ መሻርኽቲ ኣቢላ፡ 1.1 ሚልዮን ነዳዲ ዝሐዘ በርሚል ኣብ ቁጽጽራ ኣእቲያቶ'ላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ቴለቪዥን ቬነዝወላ ኣሜሪካውያን ከም ዝተትሐዙ ድሕሪ ምቅልሓ ፕረዚደንት ኒኮለስ ማዱሮ (ጸጋም)፡ መግለጹ ሂቡ

    መንግስታዊ መደበር ቴለቪዥን ቬነዝወላ፡ ንፕረዚደንት ኒኮላስ ማዱሮ ካብ ስልጣኑ ኣልዩ ናብ ኣሜሪካ ክወስድ ክንቀሳቐስ ምጽንሑ ዝገለጽ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ሓደ ኣሜሪካዊ ዘርጊሓ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ቱምቤስ ኣብ ዝተብሃለት ኣብ ዶብ እትርከብ ከተማ ፔሩ ኣብ ኢሚግረየሽን ዝተሰለፉ ቬኔዝዌላውያን

    መንግስቲ ፔሩ፡ ኣብ ሓጺር ሰዓታት ቪዛ ኣገዳሲ'ዩ ዝብል ሕጊ ወግዓዊ ቅድሚ ምግባሩ፡ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት ቬንዙዌላ ናብታ ሃገር ይወሕዙ ኣለው።

    ተወሳኺ ንባብ
    next