ሳይንስ

  1. መርመራ ዝካየደሉ ሰብ

    ዛጊድ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ኣብ ዝተኻዱ መርማራታት፡ ንኦሚክሮን ዝመስል ውጽኢት ዝተረኽቦም ንዝለዓለ ምርመራ ናብ ካልእ ምዕቡል ቴክኖሎጂ ዘለዎ ቤተ ፈተነ ንክትንተን ይስደድ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ድቃስ

    እቶም ተመራመር፡ እንድቅሰሉ ሰዓት ምስቲ ናይ ውሽጢ ሰብነትና ሰዓት (ቦዲ ክሎክ)  ክጠዓዓም ምግባር ነቲ ምስ ምቕናስ ሕማም ልብን ወቕዕን ዘሎ ተዛምዶ ብዝሓሸ ክገልጾ ይኽእል እዩ ኢሎም ይኣምኑ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣብ ዓይኒ-ምድሪ ዝኣተወት ላም

    እተን ኣሓ ኣብቲ ናይ ሽቓቕ ደንበ ኣትየን ምስ ዝሸና፡ ሞሳአን መግቢ ከምዝዋሃባ ተገይሩ። ብድሕሪ'ዚ ኣብ ጥቓ'ቲ ሽቓቕ ኣብ ዘሎ ቦታ ከምዝጸንሓ ተገይሩ። ባዕለን ናብቲ እንዳ ሽንቲ እንድሕሪ ከይደን ድማ ናይ መግቢ ሽልማት ይዋሃበን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ጄፍ ቤዞስ

    ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዚያ ናሳ ኩባኒያ ቤዞስ ዘቕረበሉ መጠን ገንዘብ ነጺጉ ምስ ትካል ኢለን መስክ ናይ 2.9 ቢሊየን ዶላር ውዕሊ ከምዝኣተወ ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. Video content

    Video caption: ኣብ ሰማይ እትበርር መኪና

    እዛ መኪና’ውን ነፋሪት’ውን ኮይና እተገልግል ተሽከርካሪት ኣብ ሰማይ 40 ሰዓታት ዝወሰደ ናይ ፈተና በረራ ኣካይዳ ኣላ። እንተኾነ ግን ዛጊድ ንኽትበርር ዘኽእላ ምስክር ወረቐት ኣይተውሃባን ኣሎ።

  6. እቲ ተላባዒ ሕማም ዝተረኸቦ ኣስክሬን ናይ ወዲ 20ታት እዩ

    እቲ ተላባዒ ሕማም ኣብ 1300ታት ናብ ኣውሮጳ ብምስፍሕፋሕ ኣብ ዘመናት ብሚልዮናት ዝቁጸሩ ሰባት ከምዘህለቐ'ዩ እዚ መጽናዕቲ ዘረድእ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ማይክል ኮሊንስ

    ንፈለማ እዋን፡ ኣብ ወርሒ እግሩ ዘንበረ ኒል ኣርምስትሮንግን ምስኡ ኣብ ገጽ ወርሒ ዝረገጸ ባዝ ኣልድሪንን፡ ከምኡ'ውን ማይክል ኮሊንስን ኣካል ናይታ ብኣፖሎ 11 ትጽዋዕ መንኮርኮር ትካል ጠፈር ኣመሪካ፡ ናሳ፡ ብምዃን ታሪኽ ዝሰርሑ ጠፈርተኛታት'ዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ጽላሎት

    ኢንጂኒውቲ፡ ኣብታ ኣብ ወርሒ ለካቲት ኣብ ገጽ ማርስ ዝዓለበት 'ፕርሲቪራንስ' (ሓቦ) ዝተባህለት መንኮርኮር ናሳ ተሓዚላ'ያ ናብታ ቀያሕ ፕላነት ተላኢኻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ጋጋሪን ምስ ሰብ መዚ ብሪጣኒያ

    ጠፈርተኛ ዩሪ ጋጋሪን፡ ህዱእን ልዑል ርእሰ ተኣማንነት ዝወነነን ፓይሎትን ፈላሚ ናብ ህዋ ዝበጽሐን ህቡብ ውልቀሰብ፡ በቲ ግዜ ብዙሕ ዘይደፍሮ ቴክኒካዊ ክእለት ዝነበሮ ሰብ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኤም ኣር ኣይ

    ተመራመርቲ፡ ሕማም ኮቪድ-19፡ ኣብ ዝተናውሐ እዋን ኣብ ሰብነት ደቂ ሰባት ከስዕቦ ዝኽእል ጽልዋታት ጥዕና ንምፍላጥ ሰፊሕ ሳይንሳዊ መጽናዕቲ ጀሚሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next