ዒራቕ

  1. ውሃቢ ቃል ሰራዊት ኢራቕ ጀነራል የሕያ ራሱል፤ ዓይኑ ዝተሸፈነ ጋዝዋን ኣል ዛዋቢ ኣብ ሞንጎ ክልተ ብረት ዝሐዙ ሰራዊት ኢራቕ ኣብ ወተሃደራዊት ነፋሪት ኮፍ ኢሉ እንከሎ ዘርኢ ስእሊ ኣብ ትዊተሩ ለጢፉ

    ቀዳማይ ሚኒስተር ሙስጣፋ ኣል ካድሂሚ፡ ጋዝዋን ኣል ዛዋቢ ዝተብሃለ ሃንዳሲ እቲ ነብሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ “ብስለያዊ ስርሒት” ካብ ኢራቕ ወጻኢ ከምዝተተሓዘ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሓላፊ ፋይናንስ ኣይኤስ

    ሃገራዊ ትካል ስለያ ዒራቕ: ኣዝዩ ሕልኽልኽ ብዝበለ መገዲ ካብ ሃገር ወጻኢ ኣብ ዘካየዶ ስርሒት ንሳሚ ጃሲም ኣል-ጃቡሪ፡ ኣብ ቀይዲ ከውዕሎ ከምዝኸኣለ፡ ቀዳመይ ሚኒስተር እታ ሃገር ሙስጠፋ አል-ካዲሚ ኣብ ትዊተሩ ኣስፊሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሙሉእ ህንጻ ሸነኽ ደቡብ ትዊን ታወርስ ኣብ ውሽጢ 11 ካልኢታት እዩ ተሃᎁኹ

    መጥቃዕቲ 9/11 2996 ሰባት ቐቲሉ፤ እዚ ኣብ መሬት ኣመሪካ እቲ ዝዓበየን ክሳብ ሕጂ ዝኸፍአ በሰላ ዝገደፈን መጥቃዕቲ'ዩ። ቅድሚ 20 ዓመት ኣስታት 3 ሽሕ ሰባት በቲ መጥቃዕቲ ተቐቲሎም። ኣሸባሪ ጉጅለ ኣልቃዒዳ ፈጻሚ እዚ መጥቃዕቲ ከም ዝኾነ ኣመሪካ ትገልጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሰራዊት ኣሜሪካ ኣብ መወዳእታ እዚ ዓመት ካብ ኢራቕ ክወጽእ'ዩ

    ኣብ 2003 ብኣሜሪካ ዝምርሑ ወተሃደራውያን ሓይልታት ነቲ ኒክሎራዊ ኣጽዋር የፍሪ እዩ ዝተብሃለ ፕረዚደንት ዒራቕ ነበር ሳዳም ሑሴን ካብ ስልጣኑ ንምእላይ ንዒራቕ ወሪሮማ እቲ ዝተባህለ ኒክለራዊ ኣጽዋር ግን ኣይተረኸበን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ድሕሪ እቲ መተዕቃዕቲ ቦምባ

    እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ከተማ ሰሜን ሳድር፡ ብዙሓት ስድራቤታት ነቲ በዓል ከኽብሩ ይሸባሸብሉ ኣብ ዝነበረ እዋን እዩ ተፈጺሙ ተባሂሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ነፋሪት ውግእ ኣመሪካ ኣብ ስልጠና ሚያዚያ 2021

    እቲ መጥቃዕቲ እቶም ሚሊሻታት ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ተጠቒሞም ኣብ ልዕሊ ወተሃደራት ኣመሪካ ንዝፈጸሙዎ መጥቃዕቲ ዝወሃብ ዘሎ ግብረ መልሲ ከም ዝኾነ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. መርመርቲ ኣስከሬን ኢራቕ ጃምላዊ ቕትለት ኣብ ዝተፈጸመሉ ከባቢ 13 ሰነ 2021

    ካብ ኣዝማድ እቶም ብጅምላ በቲ ጂሃዳዊ ጉጅለ ዝተቐተሉ ሰባት ብዝተወሰደ መርመራ ዲኤንኤ ኣስክሬናት ናይቶም ዝሞቱ ይፍለ ከምዘሎ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሪታ መይስ፡ ኣብ ዒራቕ ድሕሪ ዝነበራ ኣገልግሎት ጸገም ጥዕና ኣእምሮ ከም ዘጋጠማ ጠበቕኣ ይገልጽ

    እዛ ሪታ መይስ ዝተባህለት ጓል 46 ዓመት ነርስ፡ ኣብ ምዕራባዊ ቨርጂንያ ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል ትሰርሕ ነይራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ዒራቕ

    ዋና ሓላፊ ሲቪል-ምክልካል ኢራቕ ሜጀር ጄኔራል ካዲም ቦሃን፡ ንሚድያታት እታ ሃገር ከምዝተዛረቦ፡ እቲ ባርዕ ሓዊ ዝተልዓለ ብጽኑዕ ዝሐመሙ ደቂሶም ካብ ዝሕከምሉ ክፍሊ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ጳጳስ ፍራንሲስ ኣብ ትሕቲ ኣይ ኤስ ኣብ ዝነበራ ግዝኣታት ዒራቕ ዑደት ይገብሩ

    ጳጳስ ፍራንሲስ ኣብ ዒራቕ ኣብ ዝገብርዎ ዘለዉ ታሪኻዊ ጉዕዞ፡ ብጥሩፍ ጉጅለ ኣይሲስ ተታሒዘን ናብ ናብ ዝነበራ ግዝኣታት ዒራቕ ምብጻሕ ይገብር ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next