ጣልያን

  1. ጋዜጠኛ መርመራ ጋሊዛ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ኣብ ጥቓ መንበሪ ገዝኣ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ቦንባ ተቐቲላ

    ኣብ ዙርያ ቕትለት እዛ ጋዜጠኛ ይካየድ ዝነበረ መርመራ ንቐዳማይ ሚኒስትር ጆሴፍ ሙስካት ናይ ቐረባ ዝኸኑ ሰባት ኣብቲ ጉዳይ ስለ ዝተጠርጠሩ ብ2019 ካብ ስልጣኑ ክወርድ ምኽንያት ኮይኑ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ማሕበራዊ መራኸብታት ንዓሌታዊ ጥቕዓት ክገትእዎ'ዶ ይኽእሉ?

    ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኣብ መዛዘሚ ግጥማት ዋንጫ ኣውሮጳ ምስ ጣልያን ኣብ ዝገበረቶ ግጥም ምስተሰዓረት ኣብ ልዕሊ ፍጹም ቅላዕ ዝሰሓቱ ተጻወትቲ ብማሕበራዊ መራኸብታት ዝፍጸም ዓሌታዊ ጥቕዓታት ክስዕብ ከምዝኽእል ትጽቢት ተገይሩ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ዋንጫ ሃገራት ኣውሮጳ 2020

    እቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ክካየድ ዝነበሮ፡ ብሰንኪ ለበዳ ኮቪድ-19 ዝተሰጋገረ፡ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ሃገራት ኣውሮጳ 2020፡ ትማሊ ሰንበት ብዓወት ኢጣልያ ተዛዚሙ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሰበ ስልጣን ዓዲ ጣልያን ሳማን ኣብቲ ከባቢ ዝትተኸለ ካሜራ ብምውካስ 21 ሚያዝያ ተቐቲላ ክትከውን ከምእትክእል እምነት ከምዘለዎም ገሊጾም፡ ኣብቲ ካሜራ ካብቶም ሰለስተ ተጠርጠርቲ ሰለስተ ኣፍራዛ ባዴላን ሰማያዊ ሻንጣን ሒዞም እናኸዱ ይርኣዩ እዮም

    ሰበ ስልጣን ዓዲ ጣልያን ኣብቲ ከባቢ ዝትተኸለ ካሜራ ብምውካስ ሳማን 21 ሚያዝያ ተቐቲላ ክትከውን ከምእትክእል እምነት ከምዘለዎም ገሊጾም፡ ኣብቲ ካሜራ ካብቶም ሰለስተ ተጠርጠርቲ ሰለስተ ኣፍራዛ ባዴላን ሰማያዊ ሻንጣን ሒዞም እናኸዱ ይርኣዩ እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ክርስቲና ሮሲን ሰብኣያን

    እታ ክርስቲና ሮሲ ዝተባህለት፡ ጓል 37 ዓመት ሰበይቲ፡ ናይ ሸውዓተ ወርሒ ጥንስቲ እናሃለወት ብዘጋጠማ ሕማም ልቢ እያ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ሓምለ ውኒኣ ስሒታ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣምሳል ሞና ሊዛ ዝኾነ ሞና ሊዛ ሄኪንግ

    እዚ፡ ናይታ ኣብ 17 ክፍለ ዘበን ብሊዮናርዶ ዳ ቬንቺ ዝተሰርሐት ስእሊ ሞናሊዛ ቅዳሕ ዝኾነን፡ ብካልእ ኣድናቒኡ ከምዝተሰርሐ ዝእመነሉ ጥበብ፡ ብሽም'ቲ ወናኒ እቲ ጥበብ ዝኾነ ራይሞንድ ሄኪንግ፡ 'ሞናሊዛ ሄኪንግ' ብዝብል መጸውዒ እዩ ዝፍለጥ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣብ ከተማ ሮማ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት

    ምስግጋር ናይቶም ስደተኛታት፡ ብመሰረት እቲ ማሕበረኮምን ጉባኤ ጳጳሳት ዒጣልያን ምስ መንግስቲ ዝገበርዎ ኣስታት 600 ቀዳምነት ዘድልዮም ስደተኛታት ናይ ምቕባል ስምምዕ ዝተኻየደ ምዃኑ'ውን እቲ ሓበሬታ የረድእ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ስደት፡ ሓደ ገባሪ ሰናይ ኣብ ገምገም ባሕሪ ሊቢያ ረኺበ ኢሉ

    እቲ ትካል ገሊኦም ስእልታት ካብ ሊቢያ ከም ዝረኸቦም ብምግላጽ እቶም ስደተኛታት ናብ ኣውሮጳ ንምእታው ሓደገኛ መገዲ ባሕሪ ሜድትራኒያን ዝጥቀሙ ዝነበሩ'ዮም ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኢጣልያ

    ዩናይትድ ኪንግደም፡ ኣብዚ ተመሳሳሊ ውድድር መወዳእታ ክትወጽእ ንሓምሻይ ግዜኣ ኾይኑ፡ ባዶ ነጥቢ ክትረክብ ድማ ንካልኣይ ግዜኣ እዩ ተባሂሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. እቲ ሓወልቲ ኣብ ሓደ ኣዝዩ ረሳሕ መኻዚኖ እዩ ተደርብዩ ኔሩ።

    ካብ ጥንታዊ ግሪኽን ሮሜን እተረኽበ ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓወልታት እምነ በረድ ድሕሪ ካልኣይ ኩናት ዓለም ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ርእሲ ከተማ ኢጣልያ ንምርኢት ቀሪቡ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next