ግሪክ

  1. እቲ ግሪኽ ኣብ ዶባ ዝሃነጸቶ መንደቕ

    ግሪኽ ካብ ኣፍጋኒስታን ዝመጽዋ ስደተኛታት ንምክልኻል ኣብቲ ምስ ቱርኪ ዘዳውባ መስመር 40 ኪሎሜተር ዝዝርጋሕ መስመር ዱልዱል ምነደቅ ተኺላትሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሓደ ቀሺ ኣብ ልዕሊ ሸውዓተ ጳጳሳት ናይ ኣሲድ መጥቃዕቲ ፈጺምካ ተባሂሉ ተኣሲሩ

    እቲ ነቲ መጥቃዕቲ ፈጺሙ ዝተባህለ ወዲ 36 ዓመት ቀሺ፡ ብመሰረት ካብ መደበር ዜና ኤኤንኤ ዝተረኸበ ሓበሬታ በቲ ዝሰርሓሉ ቤተክርስትያን 'ዘይሕጋዊ ምዝውዋር ዕጸፋርስ' የካይድ እዩ ተባሂሉ ተተርጢሩ። እቶም ጳጳሳት ከኣ ነቲ ዝመጽኦ ክሲ ንምስማዕ ኢሎም ናብቲ ንሱ ዝሰርሓሉ ቤተክርስትያን ብምኻድ'ዮም ምጽራይ ዝገብሩ ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ጊዮርጎስ ካራይቫዝ

    መንቀሊ ሞት ናይቲ ብቕድሚ ትማሊ ዝተቐትለ ጋዜጠኛ ብቕልጡፍ ክጻረ ቀዳማይ ሚኒስትር ግሪክ ክይርኣኮስ ሚሶታኪስ ኣዚዙ’ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ጥንታዊ ቅርጺ ብዕራይ

    ኣብ ግሪክ ዝወቕዐ ሓያል ዝናብ ኣሽሓት ዓመታት ዕድመ ዘለዎ ቅርጺ ብዕራይ ኣቃሊዑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሰራሕተኛታት ህይወት ምድሓንን ነበርቲ ኢዝሚርን ኣብቶም ዝፈረሱ ህንፃታት ደሃዮም ንዝጠፍኡ ሰባት ይእልሹ ኣለዉ 30 ጥቅምቲ 2020

    እቲ ምንቅጥቃጥ መሬት፡ ውሱን ሱናሚን ውሑጅን ብምስዓብ፡ ንግዝኣት ኢዝሚርን ሳሞስን ዘዕለቕለቐ እንትኾን፡ ክሳብ ከተማታት ኢስታንቡልን ርእሰከተማ ኣቴንስን ከምዝበፅሐን፡ 10 ኪሎሜትር ዕምቆት ከምዘለዎን ተገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኒኮስ ሚካሎሊያኮስ

    እቲ 'ጎልደን ዶውን' (ወርቃዊ ወጋሕታ) ዝተባህለ ውድብ፡ ኣብቲ ኣብ 2012 ዝተኻየደ ሃገራዊ ባይቶኣዊ ምርጫ፡ 12 መናብር ተዓዊቱ ዝነበረ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ስደተኛታት ኣብ ሞርያ

    ፖሊስ ግሪኽ ካብቲ ብባርዕ ሓዊ ዝዓነወ መዕቆቢ ስደተኛታት ሞርያ፡ ስደተኛታት ከግዕዝ ጀሚሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. Kara Tepe camp

    ብዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ ግሪኽ ዝርከብ ዓብዪ መዓስከር ስደተኛታት ተቓጺሉ ልዕሊ 12 ሽሕ ስደተኛታት መዕቖቢ ክስእኑ ምኽንያት ኮይኑ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. Video content

    Video caption: ግሪክ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ካብ ዘጋጠመ ባርዕ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ይሃድሙ

    ብብዝሒ ስደተኛታት ተጨናኒቑ ዝጸንሐ ኣብ ግሪክ ዝዓበየ መዓስከር ስደተኛታት ሞርያ ብባርዕ ሓዊ ዓንዩ። ኣብቲ መዓስከር ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሓደ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፈ ስደተኛ ድሕሪ ምርካቡ፡ ክልከላታት ምንቅስቓስ ተኣዊጁ ጸኒሑ። ዛጊት መበገሲ እቲ ባርእ ኣይተነጸረን።

  10. ሰባት ጉዕዘኦም ጠቅሊሎም፤ ካብቲ ማእኸል መዕቖቢ እንትሃድሙ

    እቲ ብሰሉስ ኣብ ሞርያ ዝተብሃለ መዓስከር ስደተኛታት ዘጋጠመ ብርቱዕ ባርዕ፡ ነቲ መዓስከር ብኸቢድ ክሃስዮ እንከሎ፡ እቲ ባርዕ ኣብ ምጥፍኡ ካልእ ንፋስ ስለዝመጽአ ነቲ ባርዕ ዳግማይ ኣለዓዒሉ ዝተረፈ ቴንዳታት ናይቲ መዓስከር ብምልኡ ከምዝተሃሞኸ ተሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next