ኣምኒስቲ ኢንተርናሺናል

  1. አቶ ዳውድ ኢብሳ

    ኣቦ ወንበር ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ኣቶ ዳውድ ኢብሳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ቤቱ ናይ ገዛ ሕዩር ኮይኑ ምህላዉ ከምዘተሓሳሰቦ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣክሱም ቦታ ልደት እታ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሳ ዘላ ንግስቲ ሳባ ተባሂሉ እዩ ዝዝንቶ

    ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ሎሚ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ ኣብቲ ኣብ ክልል ትግራይ ተወሊዑ ዘሎ ኲናት ዝተሳተፉ ወታሃደራት ኤርትራ ኣብ መወዳእታ ሕዳር ኣብ ጥንታዊት ከተማ ኣክሱም ብምእታው ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ከምዝቐተሉ ናይ ዓይኒ መሰኻክር ከምዝሓበርዎ ገሊጹ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. እቲ መጥቃዕቲ እተፈጸመሉ ማይካድራ፡ ካብ ከተማ ሑመራ ኣብ ቀረባ ርሕቐት ዝርከብ እዩ

    ኣብ መንጎ ፌደራላዊ መንግስትን ብህወሓት ዝምራሕ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን፡ ንነዊሕ ዝኸደ ወጥሪ ተፈጢሩ ድሕሪ ምጽንሑ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ 03 ሕዳር ናብ ግጭት ምምርሑ ይፍለጥ። ብሰንኪ'ቲ ኣብ ትግራይ ተወሊዑ ዘሎ ኲናት ዛጊት ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናብ ሱዳን ኣትዮም ምህላዎም ተፈሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ካርታ

    ኣቦመንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋኪ ማህማት፡ በቲ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ንዘጋጠመ ሞት ንጹሃን ዜጋታት ኮኒኑ’ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሰራዊት ኢትዮጵያ

    ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕገ ኢትዮጵያ፡ ኣምነስቲ ኢንተርናሽል ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ‘ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘስካሕኽሕ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት’ ምፍጻሞም ዝጥምት ጸብጻብ ‘ሓቃውነቱ ኣጻርየ’ ኢሉ -ትማሊ ምላሽ ሂቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ቕጽዓት ሞት እትቃወም ሰበይቲ

    ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጥራይ 184 ሰባት ብሞት ቀጺዓ ክብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣብዪ ኣሕመድ

    ተጣባቒ ዓለም-ለኸ ሰብኣዊ መሰላት ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል፤ ኣብ ኢትዮጵያ ምክልባት ደገፍትን ኣባላትን ተቓወምቲ ውድባት ኮኒኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. አምነስቲ ኢንተርናሽናል

    ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝተፈጸሞም ኢትዮጵያውያን ፍትሒ ንክረኽቡ ዘኽእል ኩነታት ንኽፍጠር፡ ኣብ ኮሚሸን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ለውጢ ንኽግበር ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ሓቲቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next