ዓረባዊ ዓለም

  1. ኣፍጋኒስታን

    ኣባላት ድሕነት ኣመሪካ እታ እቲ ሰራሕተኛ ረድኤት ዝጥቀመላ መኪና ምስቲ ኣይኤስ-ኬ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ኣብ ኣፍጋኒስታን ዝንቀሳቐስ  ጨንፈር ኣይኤስ ርክብ ኣለዋ ኢሎም ብምሕሳብ እዮም ነቲ መጥቃዕቲ ፈጺሞም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. የአፍሪካ ቀንድ አካባቢ ጄፍሪ ፌልትማንን የአሜሪካ ልዩ መልዕክተኛ

    ጄፍሪ ፌልትማን ካብ ሰንበት 15 ነሓሰ 2021 ጀሚሩ ንዓሰርተ መዓልታት ኣብ ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ዝገብሮ ምብጻሕ ምስ ላዕለዎት ሰብ መዚ ክዘራረብ እዩ ተባሂሉ። ቀንዲ ዕላማ ጉዕዞ ፌልትማን'ውን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኲናት ምዃኑ ተሓቢሩ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ልእልቲ ኤምቪ

    ጸብጻባት ከም ዝሓበሩዎ እታ ልእልቲ ኤም.ቪ. ኣስፋልት ዝተባህለት መርከብ ናብ ኣፍደገ ናይቲ ሓደ ሕምሲት ነዳዲ ዓለምና ዝመላለሰሉ ባሕሪ ንኽትኣቱ ናብ መጻብቦ ሆርሙዝ ምስ ቀረበት ትሽዓተ ዝዀኑ ዕጡቓት ተሳፊሮም እዮም ጨውዮማ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ እስራኤል ዬር ላፒድ ምስ ናይ ኢማራት መዘናኡ

    ቅድሚ ትሸዓተ ኣዋርሕ ሃገራት እስራኤል፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ባሕሬንን ኩነታት ናብ ንቡር ንምምለስ ካብ ዝሰማማዓ ንደሓር ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ላፒድ ናብታ ኣብ ወሽመጥ ባሕሪ እትርከብ ሃገር ዕላዊ ምብጻሕ ዝገብር ፈላማይ በዓል ስልጣን እስራኤል እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ዓቢ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ

    ንመግለጺ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ኣመልኪቱ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ቤት ምኽሪ ሊግ ሃገራት ዓረብ ብዘውጽኦ ሓሳብ ኣዝዩ ከምዝሓዘነ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ብምክንያት ኲናት ካብ ትግራይ ናብ ሱዳን ዝተሰደደት ኣደ

    ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ ትማሊ ንኣባላት ባይቶ ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፡ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ዶባዊ ጎንጺ ምስ ሱዳን "ናብ ኲናት ክትኣቱ ድሌት የብላን" ኢሉ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኲናት ሶርያ፡ ብዓሰርተታት ሽሕ ዝቑጸሩ እሱራት ደሃዮም ከምዝጠፍአ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

    መንግስቲ በሽር ኣልዓሳድ፡ ኣብ 2011 ኣኣ ኣብታ ሃገር ንዝተልዓለ ሰላማዊ ተቓውሞ ብሓይሊ ደው ንምባል ስጉምቲ ምውሳዱ ስዒቡ ብዝተወለዐ ጎንፂ ሶርያ ናብ ዓዘቕቲ ኲናት ኣትያ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. SL1

    ጓል መራሒ ዱባይ ልእልቲ ላቲፋ ብምስሊ ኣብ ዝተቐድሐ መልእክቲ "ናጻ ክኸውን እየ ዝደሊ" ኢላ። ልእልቲ ላቲፋ ብ2018 እያ ክትሃድም ተታሒዛ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ሕብረት ኢማራት ዓረብ

    ኢማራት ዓረብ፡ ኣብ ሃገራ ኣትዮም ንዝሰርሑን ንዝመሃሩን፡ ፍሉይ ክእለት ዘለዎም ዜጋታት ወፃኢ፡ ዜግነት ኢማራት ዓረብ ክሽልም እየ ኢላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ተቓውሞ ኣባላት ማሕበረሰብ ቢዱን

    ወዲ 27 ዓመት ሃማድ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ንገዛእ ርእሱ ብሓዊ ምቅጻሉ ንመላእ'ታ ሃገር ዘዘራረበን ዘቖጠዐን አኣጋጣሚ ኮይኑ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next