ብረግዚት

  1. ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ንምታይ'ዩ ሕጽረት ነዳዲ ዘጋጥም ዘሎ?

    ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ መጻረዪ ነዳዲ እኹል ነዳዲ እኳ እንተነበረ፡ ሕጽረት መራሕቲ ነዳዲ ዝጽዕና መካይን ከም ዝነበረ'ዩ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ዶክተር ኣብ ውሽጢ ላባራቶሪ ምርምራዊ ስራሓት እናኣካየደት

    ኣብ ኦክስፎርድ ዝማዕበለ ኣስትራዘኔካ ዝተሰመየ ክታበት ኮሮናቫይረስ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ኣብ መዓላ ክውዕል ፍቃድ ረኺቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ድሕሪ ብረክዚት ን2021 ክግበር ዝግበኦ ምድላው

    ሓሙስ ሰዓት 23፡00 ታሕሳስ 31 ኣብ መንጎ ዓባይ ብሪጣንያን ሕብረት ኤውሮጳን ወግዓዊ ፍትሕ ብረክዚት ክፍጸም እዩ። ዋላ'ኳ ዝርዝር ናይቲ ውዑል ገና እንተተዘይተዛዘመ ኣቐዲምካ እዚ ዝስዕብ ጉዳያት ክረአ ይከኣል እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣአንጋዲት

    መንግስቲ ብሪጣንያ፡ እታ ሃገር ካብ ሕብረት ኣውሮጳ ምውጻኣ ስዒቡ፡ ትሑት ክእለት ንዘለዎም ወጻእተኛታት ቪዛ ከምዘይህብ ገሊጹ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣብ ጥቓ ሃገራዊ ባይቶ እንግሊዝ ሓጎሰሞም እንትገልጹ

    ዓዲ እንግሊዝ ካብቲ 17 ሃገራት ኣባል ዝኾንዎ ሕብረት ኤውሮጳ ምውጻኣ ስዒቡ ጽንብላት ይካየዱ ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሰራሕተኛ ፋብሪካ ወይኒ ደቡብ ኣፍሪካ

    ድሕሪ ብረግዚት [ምውጻእ ብሪጣንያ ካብ ኤውሮጳዊ ሕብረት]፡ ብሪጣንያ ምስ ኣፍሪቃ ንግዲ ንምዕዛዝ ትደሊ ኣላ። ኣብ ለንደን፡ ብሪጣንያ-ኣፍሪቃ ናይ ንግዲ ዋዕላ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን ልኡኽና ማቲው ዴቪስ፡ ናይ ብሓቂ ንኣፍሪቃ ዝኾኑ ሓደስቲ ዕድላት ኣለዉ`ድዮም ክብል ይሓትት።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. Video content

    Video caption: "ቦሪስ ጆንሰን ካብ ስልጣኑ ይተኣለ" ተቓወምቲ

    ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ነበር ተሬዛ መይ ስልጣን ዝተረከበ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪጣንያ ቦሪስ ጆንሰን ካብ ስልጣኑ ክእለ ተቓወምቲ ፖለቲካ እታ ሃገር ጻዊዒት ኣቕሪቦም።

  8. ጆ ጆንሰን

    ጆ ጆንሰን፡ ንእሽተይ ሓው ንቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ፡ ቦሪስ ጆንሰን፡ ድሌታት ስድራቤት ምስ ሃገራዊ ረብሓታት ተጸባኡኒ ኢሉ። ካብ ሚኒስትርነቱን ኣባልነት ባይቶ ብሪጣንያ ድማ ለቒቑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next