ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ

  1. ሰራዊት መንግስቲ

    መንግስቲ ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ ብተቓወምቲ ተታሒዙ ዝነበረ ከባቢታት ዳግማይ ከምዝተቖጻጻሩ ሓቢሩ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣባለት ሰራዊት ሩስያ

    ኣብ ማእከላይ ሪፓብሊክ ኣፍሪቃ ወፊሩ ዝርከብ ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት ብሰሉስ ንከተማ ባምባሪ ደጊሙ ከም ዝተቖጻጸረ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣልፋ ኮንዴ ምስ ቀንዲ ተቐናቓኒኡ ሴሉ ዳሊያን ዲያሎ

    ወዲ 82 ዓመት ፕረዚደንት ኣልፋ ኮንዴ ንሳልሳይ እዋን ንክምረጽ ኣብ ዝወዳደረሉ ዘሎ መረጻ፡ ጊኒያውያን ድምጾም ይህብ ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሓደ ምስ ወዱ ኮፍ ዝበለ ሰብኣይ

    "ቆልዑ ምስ ደቀሱ ክሰርሕ እየ ዝግደድ፡ ሰዓት ዓሰርተ ናይ ምሸት ኮይኑ ኣሎ ክሳብ ሕጂ ግን እሰርሕ ኣለኹ፡ ኣዝዩ ጸቅጢ ዝፈጥር ግዜ'ዩ"

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ወተሃደራት ቡርኪናፋሶ

    እቲ ኣብ 2012 ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ማሊ ዝጀመረ ምንቅስቓስ ተገንጸልቲን እስላማውያንን ዕጡቓት፡ ኣብ ዞባ ሳሕል ከቢድ ናይ ጸጥታ ስግኣት ፈጢሩ ይርከብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኢንዶኔዥያ ትሕቲ 45 ዓመት ዝኾኑ ናብ ስራሕ ክምለሱ ከተፍቅድ እያ

    መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ምጥቃም ካብ ምትሕልላፍ ኮቪድ-19 ይከላኸል

    ኢንዶኔዥያ ግዝያውን ዘላቕን ስእነት ስራሕ ንከየጋጥም ትሕቲ 45 ዓመት ዝኾኑ ሰባት ካብ ገዛ ወጺኦም ንክሰርሑ ከተፍቅድ ምዃና ሓይሊ ዕማም ምክልኻል ዝርግሐ ኮሮናቫይረስ እታ ሃገር ገሊጹ።

    ትሕቲ 45 ዓመት ዘለው መናእሰያት ሕዱር ጥዕናዊ ጸገማት እንተዘይብሎም ክንቀሳቐሱ ይኽእሉ’ዮም ዝብል ሓሳብ ኣሎ። ንኮሮናቫይረስ እንተተቓልዑ’ውን ምልክታት ስለ ዘየርእዩ ኣይክሓሙን” ኢሉ ዶኒ ማንድሮ።

    ኣብ ኢንዶኔዥያ ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ 2.8 ሚልዮን ሰባት ሸቕሊ ኣልቦ ኮይኖም ኣለው።

    ይኹን’ምበር፡ መናእሰያት ካብ መልከፍቲ እዚ ቫይረስ ንምክልኻልን ብዕድመ ናብ ዝደፍኡ ኣባላት ስድራ ንከየመሓላልፉ ንምክልኻል ብዛዕባ ዝውሰድ ስጉምቲ ብንጹር ኣይተገልጸን።

    ኢንዶኔዥያ፡ ካብተን ኣባላት ሓንቲ ስድራ ብብዝሒ ብሓንሳብ ዝነብሩላ ኤሽያዊት ሃገር እያ።

    ከም ጸብጻብ ጃካርታ ፖስት ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብታ ሃገር 14,625 ሰባት ብኮቪድ-19 ተለኺፎም ከምዘለውነ፡ ሞት 991 ሰባት ድማ ተመዝጊቡ ኣሎ።

  7. ኣፍሪቃውያ መራሕቲ ኣብ ቻይና

    እቲ ኣብ መጀመርታ ወርሒ ሚያዝያ፡ ኣብ ልዕሊ ኣብታ ሃገር ዝነብሩ ኣፍሪቃውያን ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሓያል ቁጠዐ ዝፈጠረን፡ ንርክብ ኣፍሪቃን ቻይናን ኣብ ምልክት ሕቶ ዘእተወን'ዩ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኢዛቤላ ዶስ ሳንቶስ

    ፖርቹጋላዊ ኢዩሮቢክ ባንክ ናብዚ ውሳነ ዝበጽሐ፡ ኣፍሪቃዊት ቢልየነር ኢዛቤል ሃብቲ ኣንጎላ ከምዝመዝመዘት ዝሕብር ሰነዳት ብምውጽኡ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ካርታ ዓለም

    ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራይ፤ ኣንጐላ ምስ ብራዚል ክነጻጸር እንከሎ፡ 3 ዕጽፊ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢምዋ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next