ካናዳ

  1. ፕሬዝደንት ኣልቤርቶ ጾታ የብልናን ንዝብሉ መለለዪ መንነት ኣተኣታትዩ

    በዚ መሰረት ኣርጀንቲና ነተን ኣቐድም ኣቢለን ካብ ክልቲኡ ጾታ ወጻእ ኢና ንዝብሉ ሰባት ዘገልግል ስርዓት ዘተኣታተዋ ሃገራት ካናዳ፣ ህንድን ኒውዝላንድን ተጸምቢራ ኣላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ ካናዳ ብሰንኪ ሙቐትን በርቅን ኣብ 136 ቦታታት ባርዕ ጫካ ኣጋጢሙ

    መንግስቲ ካናዳ ነቲ ባርዕ ጫካ ንምቁጽጻር ብወተሃደራዊ ነፈርቲ ዝተደገፈ ወፍሪ ከምዘካይድ ገሊጹ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. 10 ኣብያተ ክርስቲያን ተጠቒዐን

    ኣመሓዳሪ ኣልበርታ ጃዶን ኬኒ ብሓሙስ ሓደ ካብቶም መጥቃዕቲ ዝበጽሖም ኣብያተ ክርስቲያን ኣብታ ከተማ ዝርከብ ኢቫንጀሊካል ቤተክርስቲያን ኣፍሪቃ'ዩ ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሓያል ሙቐት ስዒቡ ብዘጋጠመ ባርዕ ጫካ ሓንቲ ዓዲ ተቓጺላ

    ከንቲባ ሊቶን ጃን ፖልዴርማን ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቢ ቃል "ብህይወት ምውጽአ'ውን ዕድለኛ'የ" ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. A man cools off at a misting station during the scorching weather of a heatwave in Vancouver, British Columbia, Canada

    ኣብ ልይተን ብሪትሽ ኮሎምብያ፡ ካናዳ ክሳብ ሰሉስ ብተኸታታሊ መዓልታት 49.5 ዲግሪ ሴንቲግሬት ከምዝተመዝገበን ቅድሚ ሕጂ ኣብ ካናዳ መጠን ሙቐት ካብ 45 ዲግሪ ሰንቲግሬት ሓሊፉ ከምዘይፈልጥን'ዩ ተሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ካናዳ

    ትማሊ ቀዳም ብበዝሒ ማሕበረሰብ ደቂኣባት ካናዳ ኣብ ዝርከብሉ ምዕራባዊ ግዝኣት ካናዳ፡ ተወሰኽቲ ክልተ ኣብያተ ክርስትያናት እምነት ካቶሊክ ተቓጺሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣድሪያና ሪቫስ

    ኣድሪያና ሪቫስ ብ1978 ካብ ቺሊ ወጺኣ ናብ ኣውስትራልያ ከይዳኣብ ቺለ፡ ኣብ ዘበነ ምምሕዳር ጀነራል ኣጉስቶ ፒኖቸት፡ ብጭውያ ሸውዓተ ሰባት እተጠርጠረት ኣድሪያና ሪቫስ፡ ናብ ቺለ ንኸይትምለስ ዘቕረበቶ ናይ ይግባይ ሕቶ ቤት ፍርዲ ኣውስትራልያ ነጺጉዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ብምሕምሻሽ ነፋሪት ዩክረይን ፒኤስ752 መቕርቦም ዝሰኣኑ ሰባት

    መንግስቲ ካናዳ ንምሕምሻሽ ነፋሪት ዩክረይን ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ "ኣቐዲሙ ዝተወጠነ" ምዃኑ ዘረጋግጽ መርትዖ ከም ዘይረኸበ እኳ እንተገለጸ፤ ኢራን "ምሉእ ብምሉእ" ተሓታቲት እያ ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. Children's shoes are placed at the base of a statue in Toronto

    እቲ 'ካወሲስ ፈርስት ኔሽን' ዝተባህለ ጉጅለ ብረቡዕ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ እቲ ርኽበት "ዛጊት ኣብ ካናዳ እቲ ዝያዳ ኣገዳሲ" ምዃኑ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ጫማታት

    ጃምላዊ መቓብር እቶም ህጻናት ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ ክርከብ እንከሎ፡ ገሊኦም ናይ ሰለስተ ዓመት ቖልዑት ከም ዝነበሩ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next