ፓኪስታን

  1. ማላላ ምስ በዓል ቤታ ኣሴርን ወለዳን

    እዛ ፓኪስታናዊት ነጣፊት ዓለምለኻዊ ኣዘራራቢት ዝኾነትሉ ግን ጓል 15 ዓመት እናሃለወት ኮይኑ ኣብ ውሽጢ ንድሕነትኻ ዘስግእ ኩነታት ኮይና ደቂ ኣንስትዮ ዕድል ትምህርቲ ክረኽባ ትጉስጉስ ነይራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ብረት ዕጡቕ ጣሊባን ፓኪስታን

    ፓኪስታን፡ ምስ ጣሊባን ኣፍጋኒስታን ዝምድና ከም ዝነበራን ኣብ ኣፍጋኒስታን ንዝተኸሎ ሓድሽ ስርዓት ዓለም ንክቕበሎ ጸቕጢ ትገብር ምዃናን ይእመን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ናዋዝ ሸሪፍን ጓሉን

    እቲ ብጉዳይ ብልሽውና ንዓሰርተ ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪዱ ኣብ ማሕቡስ ዝጸንሐ መራሒ ፓኪስታን ነበር ናዋዝ ሸሪፍ ኣብ ይግባይ ስለዝተዓወተ ቤት ፍርዲ ክፍታሕ በይኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሙሉእ ህንጻ ሸነኽ ደቡብ ትዊን ታወርስ ኣብ ውሽጢ 11 ካልኢታት እዩ ተሃᎁኹ

    መጥቃዕቲ 9/11 2996 ሰባት ቐቲሉ፤ እዚ ኣብ መሬት ኣመሪካ እቲ ዝዓበየን ክሳብ ሕጂ ዝኸፍአ በሰላ ዝገደፈን መጥቃዕቲ'ዩ። ቅድሚ 20 ዓመት ኣስታት 3 ሽሕ ሰባት በቲ መጥቃዕቲ ተቐቲሎም። ኣሸባሪ ጉጅለ ኣልቃዒዳ ፈጻሚ እዚ መጥቃዕቲ ከም ዝኾነ ኣመሪካ ትገልጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ዚያ፡ ንሽዱሽተ ዓመታት ክጽበ ድሕሪ ምጽናሕ ብ2014 ናብ ኣመሪካ ኣትዩ

    ዓሰርታት ኣሽሓት ኣፍጋናውያን፡ ኣብቲ ኣመሪካ ኣንጻር ዕጡቓት ጣሊባን ን20 ዓመታት ዘካየደቶ ውግእ ተርጎምቲ ቋንቋ፣ ሓበርቲ መገድን ኣወሃሃድትን ኮይኖም ኣብ ጎኒ ሰራዊት ኣመሪካ ተቓሊሶም'ዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣምባሳደር ኣፍጋኒስታን

    ጓል ንኣምባሳደር ኣፍጋኒስታን ኣብ ፓኪስታን መንነቶም ብዘይተፈልጡ ሰባት ተጨውያ ከምዝነበረት ሰብ ስልጣን እታ ሃገር ኣፍሊጦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ፓኪስታን

    ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሃገረ ፓኪስታን፡ ብገበን ጾታዊ ዓመጽ ንዝተኸሰሱ ክልተ ደቂ ተባዕትዮ ብሞት ክቕጽዑ ፈሪዱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ህንዲ መርመራ ኮሮናቫይረስ

    ፓኪስታን፡ እቲ ሓድሽ ዓይነት ቫይረስ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ተረኽበ ካብን ናብን ብሪጣንያ ኣብ ዝግበር መገሻ ቀይድታት ካብ ዘንበራ ብርክት ዝበላ ሃገራት እያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ፓኪስታን

    ኣብ ፓኪስታን ኣብ ቤት ትምህርቲ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ኣርባዕተ ሞይቶም

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. መንበሪ ገዛውቲ

    እታ PK8303 ኤየር ባስ A320 ዝብል ናይ በረራ መለለዪ ቁጽሪ ዝነበራ ነፋሪት፡ 91 ገያሾን 8 ሰራሕተኛታትን ሒዛ ምንባራ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next