ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት

  1. ሓደ ቀምቃማይ ንዓሚሉ ጭሕሙ እናቀምቀሞ

    ጣሊባን ካብ 1996 ክሳብ 2001 ኣብ ስልጣን ኣብ ዝነበረሉ፡ ደቂ ተባዕትዮ ጭሕሞም ከየሕጽርዎን፡ ስሓቢ ዝኾን ዓይነት ኣቀማቅማ ከይቅምቀሙን ኣዚዙ ነይሩ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ ኢድ እታ ግዳይ ዝርኣይ ውቃጦ

    ጉዳይ ከድጃ ኣብታ ሃገር ሓያል ቁጥዐ ከልዕ እንከሎ #JusticePourKhadija ዝብል ጎስጓስ ክልዓል ምኽንያት ኮይኑ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ

    እቲ ኮምሽን ክትትል ኣብ ዝገበረሎም መደብራት ፖሊስ፡ ዕድሚኦም ካብ 9 ክሳዕ 18 ዓመት ዝኸውን ህጻናት ምስ በጽሕታት ተኣሲሮም ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ማረሚያ ቤት

    ወይዘሮ ኣዛለች ቅድሚ እቲ ገበን ምስ በዓል ገዝአንን ሰለስተ ደቂ በዓልገዝአንን ይነብራ ነይረን። ንሶም ምስሞቱ ግን ምስቶም ዘይወለድኦም ቆልዑ ዝነበረን ርክብ እናሓርፈፈ ይኸይድ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ባንዴራ ኤርትራን ኣመሪካን

    ኣብ ኤርትራ፡ 'ዘይሕጋዊ ቅትለት፡ ምስዋር፡ ስቅያትን ዘይሕጋዊ ቀይዲን ዝርከብዎ ምግሃስ ሰባዊ መሰላት ብመንግስቲ ይፍጸም ኣሎ' ክትብል ኣመሪካ ከሲሳ። ኤርትራ፡ እቲ ብክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ዝወጸ ጸብጻብ፡ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ልዕሊኣ ክቐርብ ዝጸንሐ "ናይ ምክፋእ ዘመተ" እዩ ክትብል ነጺጋቶ'ላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ጃምዐ

    ፕረዚደንት ነበር ጋምቢያ ያሕያ ጃሜ፡ ኣብቲ ኣብ 2005 ኣብ ጋምቢያ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝተፈጸመ ቅትለት ዝነበሮ ተራ ክምርመር ተጣባቒ መሰላት ሂዩማን ራይትስ ዎች ሓቲቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣብዪ ኣሕመድ

    ኣብዪ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ ቤት ምኽሪ ሰላምን ጸጥታን ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ኣብ ትግራይ ተፈጺሞም ንዝተባህሉ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት 'መሰረት ዘይብሎም' ክብል ዝነጸገ ኮይኑ፤ ድጋፍ ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ሓቲቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣክሱም

    ካልእ ንመሰል ሰባት ዝሕለቕ ትካል ኣምነስቲ ኢንርናሽናል'ውን: ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውጸኦ ጸብጻብ፡ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሲቪላውያን ሰባት ብወተሃደራት ኤርትራ ከምዝተቐተሉ ገሊጹ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ወተሃደራት ካሜሩን 'ሕነ ንምፍዳይ ጓል ኣንስተይቲ ዓሚጾም'

    እቲ ትካል ካብ ወርሒ ነሓሰ ክሳብ ጥሪ ኣብ ዘሎ ግዜ መሰኻኽር ዓይኒ፣ ግዳያትን ሓካይምን ቃለ መጠይቕ ብምግባር ነዚ መርመራ ከም ዘካየደ ሓቢሩ። እቶም መሰኻኽር ዓይኒ፡ ልዕሊ 50 ወተሃደራት ናብታ ኢባም ዝተባህለት ዓዲ ብእግሪ ኣትዮም ብሓደ መጋቢት 2020 ኣስታት 75 ኣባይቲ ብሓይሊ ሰይሮም ኢሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ብረት ዝሓዘ ዕጡቕ

    ኣብዚ ዝሓለፈ ሰኑይ፡ ኣስታት 20 ካብ መርዓ ዝምለሱ ዝነበሩ ሰባት ተጨውዮም ነይሮም'ዮም። እቶም ኣብ ኣውቶቡስ እናተጓዕዙ ዝተኸትሩ ግዳያት ዛጊት ሃለዋቶም ኣይተፈልጠን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next