ግብፂ

  1. ታሪኻዊ ቦታ ግብጺ

    እቲ ቤተ-መቕደስ: ፈርኦናውያን ንነብሶም ናብ ኣማልኽቲ ንምቕያር ይፍትኑ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን ካብ ሞንጎ ዝሃነጽዎምን ጠፊኦም ዝጸንሑን ኣርባዕተ ናይ ጸሓይ ኣብያተ-መቕደስ እቲ ሓደ ከምዝኾነ ተገሊጹ’ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ጥንቅርብዒታት

    ኣብቲ ከባቢ ከቢድ ዝናብ እንትሃርም ኣብ ጽርጋታት በዝሒ ዘለዎም ዕንቅርቢታትን ኣትማንን ተገሊፎም ምርኣይ ልሙድ  እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ግድብ ሕዳሴ

    ብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ዶባዊ ዘይምርድዳእ ኣልፋሽቃ፤ ጉዳይ ኢትዮ-ኤርትራን ግደ ሃገራት ዓረብን ነቲ ነቲ ዞባ ናብ ሕልኽልኽ ዝበለ ወጥሪ ከይመልሶ ስግኣት ኣሎ። መንግስቲ ኢትዮጵያ እቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ውሽጣዊ ጉዳይ ገይሩ ክውደኦ'ኳ እንተደለየ፡ ቀልጢፉ መዕለቢ እንተዘይረኺቡ፡ ዞባዊ ናይ ምዃንን ካልኦት ሃገራት ናይ ምእታው ዕድል ከስፍሕ ከምዝኽእል ይግለጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. መሓመድ ሳላሕ

    ተጻዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ናይጀርያ ነበርን ኣብ ፕሪሜርሊግ 95 ሸቶታት ዘመዝገበን ያኩቡ "ኣብዚ ዘመናዊ ኵዕሶ እግሪ፡ ከም መሓመድ ሳልሕ ዝኣመሰሉ ተጻወትቲ ኣዝዮም ውሑዳት'ዮም፡ ሓቂ ንምዝራብ መሓመድ ሳላሕ ኣዝዩ ዝተፈለየ ድንቂ ዝኾነ ብቕዓት ዘለዎ ኣጥቃዓይ'ዩ፤ ባርሲሎና ብሜሲ እያ ትፍለጥ፡ ሊቨርፑል ኸኣ ብመሓመድ ሳላሕ እያ ትፍለጥ" ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣመሪካዊ ተዋሳኢ ባልድዊን

    እታ ግዳይ ናብ ሆስፒታል'ኳ እንተተወስደት በቲ ዝበጽሓ ጉድኣት ሞይታ'ያ። እቲ ዝቖሰለ ኣላዪ እታ ፊልም ድማ ሕክምናዊ ናብዮት ይግበረሉ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ግብጻዊ ሰራቒ

    ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሜድያ ግን፡ ኣብ ክንዲ ነቲ ጋዜጠኛ ዝሓዝንሉ፡ ቀልጢፎም ብባህሪ ናይቲ ዘይዓጀቦ ሰራቒ ከምዝተገረሙ'ዮም ዝገልጹ ዘለዉ። ከምዛ ሓንቲ ዘይገበረ፡ ተረጋጊኡ ሽጋርኡ እናትከኸ ጉዕዝኡ ምቕጻሉ ዘይሓሰቦ ናእዳ ኣጥርይሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ባይራከታር ቲቢ2

    ነዚ ጉዳይ ቕርበት ዘለዎ ሓደ ዲፕሎማት፡ ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ግንቦት 2021 ዓ.ም [ኣቆጻጽራ ኤውሮጳ] ዝኣዘዘቶ ፈላማይ ዙርያ ዕድጊት ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ከም ዝተቐበለት ብምግላጽ፡ እቲ ዝኣዘዘቶ ድሮን ዝምልከት ዝርዝር ሓበሬታ'ኳ እንተዘይሃለወ ስርሒት ቱርኪ ዝኾና ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ንክትውንን መደብ ከም ዘለዋ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ዶክተር ስለሺ በቀለ

    ቤት ምኽሪ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዙርያ ህንጸትን ምምላእ ማይን ህጸት ግድብ ህዳሰ ኣባይ ኣብ ዘካየዶም ዝርርባት ዓብዪ ተራ ዝነበሮ ዶክተር ስለሺ ኣብቲ ሓድሽ ካቢኔ ዘይተኻተተ ምዃኑ ብዙሓት የዘራርብ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣብ ግብጺ ብመሰረት ዓመታዊ ንድፊ ስርዓተ ትምህርቲ፡ ኣብ ዝምጽእ ክልተ ሳምንታት ሓዲሽ ዓመተ ትምህርቲ ክጅመር እዩ።

    ሚኒስትሪ ትምህርቲ ግብጺ፡ ክታበት ጸረ ኮሮናቫይረስ ዘይወሰዱ ወይ’ውን ካብቲ ቫይረስ ነጻ ምዃኖም መረጋገጺ ዘየምጽኡ መምሃራን ካብ ስራሕ ደው ክብሉ ኣዚዙ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ቀዳማይ ሚኒሰትር ናፍታሊ ቤኔት [ጸጋማይ] ፕረዚደንት ግብጺ ዓብዱል ፈታሕ ኣል ሲሲ [የማናይ] 13 መስከረም 2021

    ቤንጃሚን ናትናያሁ ኣብ ስልጣን ኣብ ዝነበረሉ ኣብ 2011 ናብ ግብጺ ወግዓዊ ምብጻሕ ምከያዱ ዝዝከር ኮይኑ፡ ምስ ቡንጃሚን ናታንያሁ ዝተራኸበ ፕረዚደንት ግብጺ ነበር ሑሱን ሙባርክ ድሕረ ሓደ ወርሒ ርክቦም ካብ ስልጣኑ ከምዝተዓለወ'ውን ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next