ኣይቮሪኮስት

  1. ቀዳማይ ሚኒሰተር ኣይቮሲኮስት ኮይኑ ዘገልገለ ቻርለስ ኮናን ባኒ

    ቻርለስ ኮናን ባኒ፡ በቲ ቫይረስ ተለኺፉ ኣብ ከተማ ፓሪስ ኣብ ሓደ ሆስፒታል ሓገዝ ክረክብ ምሰ ቀነየ ከም ዝዓረፈ ኤኤፍፒ ጸብጺቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ፕረዚደንት ኣይቮሪኮስት ነበር ሎረት ግባግቦ [ጸጋማይ]፡ ፕረዚደንት ኣይቮሪኮስት ኣላሳነ ኦታራ [የማናይ]

    ፍሕፍሐ እዞም ክልተ ጎባልል ፖለቲካ ኣይቬሪኮስት፡ ሎረት ግባግቦ ንውጽኢት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣይቕበለን እየ ድሕሪ ምባሉ'ዩ ናብ ጥርዚ በጺሑ። ከምውጽኢቱ ኸኣ ልዕሊ 3000 ሰባት ተቐቲሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣይቮሪኮስት

    ቀዳማይ ሚኒስተር ኣይቮሪ ኮስት ሃመድ ባካዮኮ፡ ኣብ ጀርመን ኣብ ሕክምና ሞይቱ::

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ዝተዓሸገ ክታበት

    ኣብ ርእሰ ከተማ ኣይቮሪኮስት ኣቢጃን ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ትካላት ጥዕና ካብ ሎሚ ሰኑይ ጀሚሮም ክታበት ጸረ ኮሮናቫይረስ ክኽተቡ ክጅምሩ እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣይቬሪኮስት ኣብ ኣፍሪቃ ካልአይቲ ክታበት ኮቫክስ ዝረኸበት ሃገር ኮይና

    ሚኒስትር ጥዕና ኡግኔ ኣካ ነቲ ክታበት ኣብ ዝተቐበለሉ እዋን፡ ዝርግሐ እቲ ለበዳ ንምቅላስ ዝግበር ጻዕሪ ብዴሞክራሲያዊ መገዲ ክኸውን ኣለዎ ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ፕረዚደንት ኣይቮሪኮስት ኣላሳነ ኦታራን ቀንዲ መወዳድርቱ ሄንሪ ኮናን በዲይን

    ፕረዚደንት ኣይቮሪኮስት ኣላሳነ ኦታራን ቀንዲ መወዳድርቱ ሄንሪ ኮናን በዲይን ኣብታ ሃገር ንሳምንታት ድሕሪ ዝተኻየደ ዕግርግር፡ ሰላም ክፈጥሩ ከምዝተሰማምዑ ገሊጾም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ደገፍቲ ኣላሳኔ ኦታራ

    ፕረዝደንት ኣላሳኔ ኦታራ ተነሓናሕቲ ውድባት ፖለቲካ እታ ሃገር ከይወዳደሩ ኣብ ዝኣደምሉ ኣካትዓይ ፕረዝደንታዊ መረፃ፡ ንሳልሳይ እብረ ተዓዊቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ፖሊስ ንዝተወለዐ ተቓውሞ እንትኣሊ

    ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ኣይቮሪኮስት ሰላማዊ መረፃ ንኽካየድ ፀዊዑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ፕረዚደንት ኣይቮሪኮስት ኣላሳን ኳታራ

    ፕረዚደንት ኳታራ ኣብ መጀመርታ እዚ ዓመት ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ ንሳልሳይ እብረ ክወዳደር ድሌት ከምዘይብሉን፡ ስልጣኑ ንሓድሽ ወለዶ ከረክብ ደሉው ምህላውን ገሊጹ ነይሩ’ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣማዱ ጎን ኮሊባሊ

    ኣማዱ ጎን ኮሊባሊ፡ ኣብ'ቲ ኣብ ጥቅምቲ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ነቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ወኪሉ ክወዳደር ተሓጽዩ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next