ሜክሲኮ

  1. ሓለውቲ ዶብ ኣመሪካ ሓደ ስደተኛ ኣብ ክፍለ ሃገር ኒው ሜክሲኮ እናሓዙ፤ ዝጸንሐ ስእሊ

    ኣብ ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ ኣመሪካ ኣብቲ ምስ ሜክሲኮ ዘዳውባ ከባቢታት 1.7 ሚልዮን ስደተኛታት ከም ዝቐየደት ገሊጻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ላዕለዋይ ቤት ፍረዲ ኣመሪካ ሓተቲ ዑቕባ ጉዳዮም ክሳብ ዝጻረ ኣብ ሜክሲኮ ክጸንሑ ወሲኑ

    ክፍሊ ጸጥታ ኣመሪካ ብውሳነ እቲ ቤት ፍርዲ ከምዘይዓገበ ብምግላጽ ነቲ ውሳነ ብጽኑዕ ከምዝብድሆ ገሊጹ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. አጉሊያ

    ወሃቢ ቃል፡ ጀነሬሽን ሰንሰለት ዕጽ ጃሊስኮ (ሲጄኤንጄ) ምዃኑ ዝዛረብ ውልቀሰብ ገጹ ብማስክ ሸፊኑ ኣብ ዝዘርግሖ ቪድዮ እታ ጋዜጠኛ ክትቅተል ዝተወሰነ ኣብ ኣቀራርባኣ ሚዛናዊ ኣይኮነትን ብዝብል ቅርታ እዩ ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ካብቲ ሓደጋ ዝተወሰደ ስእሊ

    ነበርቲ እቲ ከባቢ፡ ኣብቲ ቦታ ኣብ 2017 ምንቕጠቓጥ መሬት ምስ ኣጋጠመ እቲ ቢንቶ ነቒዑ ከምዝነበረ ንመንግስቲ ምሕባሮም ማዕከናት ዜና ሜክሲኮ ኣቃሊሔን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሓይልተት ጸጥታ ነቲ ናብ ኣጊሊላ ዝወስድ ጽርጊያ እንጽረዩ

    ኣብ ሜክሲኮ ጥርጡራት ገበነኛታት ሰብ ኣልቦ ነፋሪት (ድሮን) ብምጥቃም ናብ ፖሊስ ተባራዒ ነገራት ድሕሪ ምድርባዮም ክልተ ፖሊስ ቆሲሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣብ ዶብ ሜክሲኮ-ኣመሪካ 23 መጋቢት 2021

    ጆ ባይደን ፕረዚደንት ኣመሪካ ካብ ዝኸውን ንደሓር ብፍላይ ብደቡባዊ ኣመሪካ ሓያሎ ስደተኛኣተት ዶብ ይሰግሩ ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. Video content

    Video caption: ናይ 3 ወርሒ ነብሰ ጾር ኮይና ናብ ኣመሪካ ንምእታው ኣድካሚ ጉዕዞ እትገብር ሜክሲኳዊት

    ጆ ባይደን ፕረዚደንት ኣመሪካ ኮይኑ ካብ ዝምረጽ ብድሓር ቁጽሪ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ካብ ሜክሲኮ ናብ ኣመሪካ ዝስደዱ ስደተኛታት ይዛይድ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

  8. ሜክሲኮ ካናቢስ

    እዚ ሕጊ እንተፀዲቑ፡ ሜክሲኮ፡ ካብ ኡራጋይን ካናዳን ቀፂላ፡ ብብርኪ ሃገር ካናቢስ ንመዘናግዒ ክውዕል ዝፈቐደት ሃገር ክትኸውን እያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ሰልፈኛታት

    ኣብ ሜክሲኮ ሲቲ፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂኣንስትዮ ንምዝካር ኣብ ዝተኻየደ ሰልፊ፡ ነጠፍትን ፖሊስን ተጋጭዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኤማ ኮሮኔል

    ኤማ ኮሮሬል ኮኬይን፣ ሜታምፌታሜን፣ ሄሮይንን ማሪዋንን ኣብ ምስግጋር ኣብ ዝነበረ ውዲት ተሳትፎ ኣለዋ ዝብል ክሲ ድማ ቀሪቡላ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next