ደቡብ ኣፍሪካ

  1. ሞሲሎ ሞቱፔ ብልሽውና ብምቅልዓ ስርሓ ስኢና

    ኣብ ቀረባ ብልሽውና መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪቃ ዘቃልዐት ሰራሕተኛ መንግስቲ ባቢታ ዴካራን ተቐቲላ'ያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ቡተፍሊቃ

    ፕረዚደንት ኣልጀርያ ነበር ዓብደልኣዚዝ ቡተፍሊቃ ድሕሪ ብዙሕ ሕማም ኣብ መበል 84 ዓመቱ ሞይቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ቤተፈተነ

    ብተደጋጋሚ ናይ ምቅይያር ባህርያት ከም ዘርእይ ዝተዘረበሉ ሲ12 ዝተባህለ እዚ ዓሌት ኮሮናቫይረስ ክንዲምንታይ የስግእ ኣብ ዝብል ዛጊድ ዝተፈለጠ ነገር የለን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣግነስ ሲትሆሌ

    ኣግነስ ነቲ ኣብ 1972 መማህርታ ዝነበረ ጌዲኦን ክትምርዓዎ ወሲና። ግን ከኣ ነዊሕ ከይጸንሑ በዓል ገዝኣ ናይ ጥልመት ወይ ዘይተኣማንነት ተግባራት ክፍጽም ጀሚሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቓ ነበር ጃኮብ ዙማ

    ብብልሽውናን ካልኦት ገበናትን ተጠርጢሩ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብ ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር ጃኮብ ዙማ መጥባዕቲ ከምዝተኻየደሉን ኣብ ሆስፒታል ከምዝርከብን ሰብ መዚ ኣብያተ ማእሰርቲ ደቡብ ኣፍሪቃ ገሊጾም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ዕጡቓት ነበርቲ ከተማ ፎኔክስ እቶም ሰረቕቲ ናብ ከባቢኦም ከይኣትው ይከላኸሉ ነይሮም

    እቲ ዝምታን ምቅጻል ንብረትን ንሽዱሽተ መዓልታት ዝቐጸለ ነይሩ። ፎኒክስ ሓደ ካብቶም በዚ ዝምታን ናዕብን ኣዝዮም ዝተጠቕዑ ከባቢታት'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ቅዱስ ስፍራ እዮርሳሌም

    "እቲ ውሳነ ኣብ ልዕሊ ውጹዓት ህዝብታት ፍልስጤም መጥቃዕቲ ኣብ ዝተፈጸመሉን መሬቶም ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ዝተወረረሉን እዋን ዝተመሓላለፈ ምዃኑ ከኣ ዚያዳ ዘሰንብድ ይገብሮ" ክብል ቤት ጽሕፈት ዓለምለኻዊ ርክባትን ምትሕብባርን እታ ሃገር ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ እዋን ዝምታን ተቓውሞን ዝተቓጸለ ንግዳዊ ቦታ 12 ሓምለ 2021

    ብዝሒ ናይቶም ዝሞቱ ሰባት ድማ ነቶም ብሰኑይ ኣብ ሶዌቶ ዝርከብ ማእኸል ዕዳጋ ዝምታ እንትፍጸም ዝተቐተሉ 10 ሰባት ከምዝሓውስ ተፈሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ገለ ነቲ ናዕቢ ይብለጽሉ ኣለዉ፤ ፖሊስ ድማ ኣብ ምክልኻል ይርከብ

    ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ሲራል ራማፎሳ፡ ነቲ ብማእሰርቲ ጃኮብ ዙማ ዝተልዓለ ሓያል ናዕቢ ስዒቡ፡ ሰባት ካብ ከምዚ ዓይነት ተግባር ክቑጠቡ ጸዊዑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ናዕበኛታት

    ኣብቲ ቀንዲ ማእከል ናይቲ ናዕቢ ዝኾነ ኣውራጃ ክዋዙሉ ናታል፡ ትካላቶም ዝዓነወን ዝተዘምተን ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ከምዘለዉ ገለ ነበርቲ ካብቲ ቦታ ንቢቢሲ ሓቢሮም። ኣብ ማእከል ከተማ ጆሃንስበርግ ትካላት ዝነበሮም ስደተኛታት፡ ብሰንኪ'ቲ ናዕቢ ካብ ትማሊ ጀሚሮም ትካላቶም ክዓጽዉ ከምዝተገደዱ ተዛሪቦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next