ዛምቢያ

  1. ሃባብ

    እታ ሃገር 12 ነሓሰ 2021 ሃገራዊ መረጻ ክተካይድ ምድላው ትገብረሉ ኣብ ዘላ እዋን፡ ተቓወምቲ ጉጅለታት ነዚ ፍረ ብብዝሒ ከልዕሉዎ ጀሚሮም ኣለው።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ካቴና

    ዛምቢያ ዕድመ ልክዖም ንኽእሰሩ ዝፈረደትሎም ሰባት ጸባዮም ተራእዩ ናይ ክልተ ሰሙን ዕረፍቲ ክውሃቦም ዘኽእል ሓድሽ ሕጊ ኣጽዲቓ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. 'ቪክቶርያ ፎልስ'

    'ቪክቶርያ ፎልስ' ኣብቲ ንዚምባብወን ዛምቢያን ዝፈላሊ ፈለግ ዛምቤዚ ዝርከብ ሓደ ካብ 7 ኣዝዮም ኣደነቕቲ ተፈጥሮኣዊ መስሕብ ዓለም ምዃኑ ይጥቀስ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ቀዳማዊት እመቤት ዛምብያ ኤስተር ሉንጉ

    ቀዳማዊት እመቤት ዛምብያ ኤስተር ሉንጉ ነቲ ኣብ ዝተፈላለየ ክፋላት እታ ሃገር ብተደጋጋሚ ዝተፈጸመ ምስጢራዊ መጥቃዕቲ ጋዝ ከብቅዕ ትምሕጸነሉ ኣብ ዝነበረት እዋን ንብዓት ከም ዝሰዓራን ተምበርኪኻ ከም ዝበኸየትን ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሕፀ ተመሳሳሊ ፆታ

    ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ዛምቢያ፡ 'ሕጊ ተፈጥሮ ብምጥሓስ ፆታዊ-ርክብ ንዝፈፀሙ' ክልተ መፃምዲ ተመሳሳልቲ ፆታ፡ 15 ዓመት ንክእሰሩ ብቤት-ፍርዲ እታ ሃገር ምፍራዶም ኮኒኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ነፋሪት መገዲ ኣየር ፕሮፍላይት

    41 ተጓዓዝቲ ዝጸዓነት ነፋሪት መጓዓዝያ መገዲ ኣየር ፕሮፍላይት ብመብረቕ'ኳ እንተተሃረመት ዛምብያዊ ኣብራሪኣ ግን ብሰላም ክትዓልብ ገይሩ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next