መለስ ዜናዊ

  1. መለስ ዜናዊ

    ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ እቲ ብስም ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ነበር መለስ ዜናዊ ዝጽዋዕ ዝነበረ ትካል 'ኣፍሪካን ሊደርሽፕ ኣካዳሚ (ኣፍሪቃዊ ኣካዳሚ መሪሕነት) ተባሂሉ ክስመ ከምዝወሰነ እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ብትዊተር ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ግድብ ሕዳሰ ኢትዮጵያ፡ ካብ መለስ ዜናዊ ናብ ኣብዪ ኣሕመድ

    እዚ፡ መለስ ዜናዊ ዝሰረቶ ግድብ፡ እንተ በቲ እንተ በዚ፡ ክሳብ ዓንቀሩ ማይ መሊኡ፡ ከምቲ ተስፋ ዝግበረሉ ቁጠባውን ማሕበራውን ዕብየት ዘረጋግጽ ጸዓት ድዩ ከመንጩ ወይ ሓደገኛ ግጭትን ዘይምርግጋእን፡ ኣብ ኣተሓሕዛ መራሕቲ ሰለስቲአን ሃገር ዝምርኮስ ክኸውን'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next