ስዊድን

  1. ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ

    ኣምባሳደር ኣርኣያ ደሰታ ካብ 2014 ጀሚሩ ክሳብ ዕለተ ሞቱ፡ ቀዋሚ ወኪል ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ኣብ ኮምሽን ቁጠባ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሕቡራት ሃገራት (UNECA) ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ብ23 ከምኡ'ውን 31 ጥሪ ንኣሌክሲ ናቫልኒ ንምድጋፍ ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ድሕሪ ምስታፎም፤ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ተኣሲሮም እዮም

    ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ፡ እቶም ዲፕሎማት ኣብ 23 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ "ዘይሕጋዊ ሰልፊ ተቓውሞ" ከም እተሳተፉ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ስዊድናዊ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ

    ዳዊት ኢሳቕ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ኮይኑ፡ ኣብ 2001፡ መንግስቲ ኤርትራ ንናይ ውልቂ ጋዜጠኛታትን ብጉጅለ 15 ዝፍለጡ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኤርትራ ኣብ ዝኣሰረሉ ምስቶም ናይ ውልቂ ጋዜጤኛታት'ዩ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ዶ/ር ኣሕማድሬዛ

    እቲ ዕለት፡ ንዶክተር ኣህማድሬዛ ጃላሊ ካብ ካልእ ግዘ ዝተፈለየ ኣይነበረን። ብትልሙ መሰረት፡ ኣብ ርእሰ ከተማ ኢራን [ቴህራን] ንክልተ ሰሙናት ጸኒሑ ኣብ ስዊድን ናብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኡ ክምለስ ነይርዎ። እንተኾነ ከይተመልሰ ዛጊድ ኣርባዕተ ዓመት ገይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ንዉሉዳ ከባቢ 30 ዓመታት ኣብ ገዛ "ኣሲራ" ዝተረኸበት ኣደ ኣብ ቀይዲ ኣትያ

    ኣብ ስዊድን (ሽወደን) ስቶኮልም "ንዓሰርተታት ዓመታት ንወዳ ኣብ ገዛ ዝዓጸወት" ኣደ ኣብ ቀይዲ ከም ዝወዓለት ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኦሎፍ ፓልመ

    ዋላ'ኳ እቲ ቅትለት ኣብቲ ዝዓመረ ጎደና ናይታ ሃገር እንተ ተፈጸመ፡ ክሳብ ሕጂ ቀታሊኡ ከይተፈልጠ'ዩ ጸኒሑ። ልዕሊ ዓሰርተ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር፡ ሓደ ነዊሕ ሰብ ጥይት ተኲሱ ከም ዝሃደመ ቃሎም'ኳ እንተሃቡ፡ ቀታሊኡ ግን ሽታ ማይ ኮይኑ ተሰወረ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ስዊድን

    ኣብ መብዛሕትአን ሃገረታእ ኤውሮጳ ምንቅስቓስ ተኸልኪሉ እዩ። ሰባት ኣብ ገገዝኦም ተዓጽዮም እዮም ዝውዕሉ። ስዊድን ግን፡ ኣብዚ ናይ ለበዳ እዋን፡ ህይወት ከም ንቡር ክቕጽል ኣፍቂዳ ኣላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣሌክሳንደር ኢሳቕ

    "ወለዲ ኣሌክሳንደር ኣብ 1980ታት'ዮም ብሰንኪ'ቲ ዝነበረ ነዊሕ ኲናት ናብ ስቶኮልም መጺኦም፡ ንሱ ድማ ከም ሽወደናዊ ኮይኑ ዓብዩ፡ እንተኾነ ግን ወትሩ ምስ ባህሊ ኤርትራ ጥቡቕ ምትእስሳር ኣለዎ"

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. Video content

    Video caption: ዕቑባ ዝሕተተሎም ቀንዲ ምኽንያታት እንታይ'ዮም?

    ብዙሓት ስደተኛታት ካብ ኣፍሪቃ ተበጊሶም ብዘይሕጋዊ መገዲ ባሕሪ ተሳጊሮም ናብ ኤሮጳ ክኣትዉ እንከለዉ ዝተፈላለዩ ናይ ስነ ልቦና ሃስያታት ከምዘጋጥሞም ጋዜጠኛ ኣልኮምፒስ ቋንቋ ትግርኛ ኻልድ ዓብዱ ኣብሪሁ።