ኣልሸባብ

  1. ናይ ኲናት ነፋሪት

    ኣሜሪካ፡ ኣብ ሰሜን ሶማልያ ጋልካዮ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ፡ ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ኣልሸባብ ደብዳብ ኣየር ከምዝፈፀመት ኣፍሊጣ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. እቲ ኣልሸባብ ዝብል ስም ዝተውሃቦ ላማ

    ላዕለዋይ ሓላፊ ፖሊስ እታ ሃገር በርናርዲኖ ራፋኤል፡ እቲ ኣልሻባብ ዝተሰመየ ላማ ዘፍሪ ትካል ምስ ዕጡቓት ኣልሻባብ ርክብ ከይህልዎን ኣካል ፕሮፓጋንድኦም ኮይኑ ይሰርሕ ከይህሉን ምጽራይን ምእካበን ሓበሬታን ከም ዝተጀመረ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. መንግስቲ ሶማልያ ንዝሓለፈ ልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት ምስ ኣልሸባብ ኣብ ኵናት እዩ ዝርከብ

    መንግስታዊት ሬድዮ ሶማሊላንድ፡ 18 ካብቶም ብሞት ዝተቐጽዑ፡ ኣብ ዝሓለፈ ልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት ቅንጸላን ናይ ቦንባ መጥቃዕትን ከካይዱ ምጽንሖም እኹል መርትዖ ከም ዝተረኸቦም ገሊጻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. አመሪካ

    ሰብመዚ ከምዝሓበርዎ፡ ዓብደላ፡ ኣብ 2016 ኣብ ፍሊፒንስ ኣብ ዝርከብ ቤት-ትምርቲ በረራ ነፋሪት ክምሃር ከምዝተመዝገበን፡ ነፋሪት ከብርር ፍቓድ ዘውህብ እኹል ነጥቢ ከምዘምጸአን ሓቢሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ራሺድ ቻርለስ

    ኣብ ኬንያ ብዝተፈጸመ ገበን ሽበራ ተኸሲሱ ዕድመ ልክዕ ማእሰርቲ ዝተፈረዶ ኣባል ኣልሸባብ ኣብ ቤት ማእሰርቲ "ነብሰ ቅትለት ፈጺሙ" ተባሂሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ዕጡቓት ኣል-ሻባብ

    ኣብ ሶማሊያ ዝርከብ ኣሻባሪ ጉጅለ ኣል-ሸባብ ንመስርሒ ነታጒ ዝጥቀመሉ ባእታ ናብታ ሃገር ክኣትው ከሎ ተታሒዙ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣልሸባብ

    ኬንያ ንኣልሸባብ ይምውሉ’ዮም ኢላ ናይ ዝኸሰሰቶም ትሽዓተ ሰባት ርእሰ ማሎም ከምዘደስከለቶ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. መጥቃዕቲ ሞቃዲሾ

    መጥቃዕቲ ሞቃዲሾ፡ ወተሃደራት ሶማልያ ነቲ ኣብ ሆቴል ኢሊት ዝተፈጸመ ማዕገትቲ ሓራ ኣውጺኦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ሞቃዲሾ

    ኣብ ሶማልያ ከተማ ባይዶዋ፡ ኣብ ሓደ ቤት መግቢ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ቦምባ ሽድሽተ ሰባት ከምዝተቐተሉ ሰብመዚ ንቢቢሲ ተዛሪቦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next