ሓይሊ

  1. ካብ ኢንዳስትሪ ዝወጽእ ዘሎ ጸሊም ትኪ

    እቲ ኣብ ግላስጎው ዝካየድ ዘሎ መበል 26 ኣኼባ ክሊማዊ ለውጢ፡ ዓለማዊ ዋዒ ብ1.5 ዲግሪ ሴልሽየስ ንምዕቃብ ዘኽእል ክኸውን ናይ መወዳእታ ዕድልን ተስፋን ተነቢሩሉ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ ሴራሊዮን ሓያል ሕጽረት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኣሎ

    ከም ጸብጻብ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝምወል ትካል ዘላቒ ሓይሊ ንኹሉ፡ 26 ሚኢታዊት ህዝቢ እታ ሃገር ጥራይ'ዩ ኤሌክትሪክ ዝረክብ። ኣብ ገጠራት 6 ሚኢታዊት ሰባት ጥራይ ተጠቀምቲ ኮይኖም እቲ ኣብዝሓ ሶላርን ብባትሪ ዝሰርሓ ባውዛታትን ይጥቀም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. እቲ መስመር ቅድሚ ሕጀ'ውን ኣብቲ ተወሊዑ ዘሎ ኲናት ዓይንዩ ዝነበረ'ዩ

    እንተኾነ ግን ገለ ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ናይቲ ክልል ዝርከባ ከተማታት ክሳብ ሕጂ ኣገልግሎት መብራህቲ ከምዘይረኸባ እቲ መግለጺ ኣነጺሩ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. እቲ መስመር ቅድሚ ሕጀ'ውን ኣብቲ ተወሊዑ ዘሎ ኲናት ዓይንዩ ዝነበረ'ዩ

    ጠንቂ ናይቲ ምቁራጽ ኣብ ልዕሊ'ቲ ካብ ኣላማጣ-መሆኒ-መቐለ ዝዝርጋሕ መስመር መጥቃዕቲ ብምፍጻሙ ምዃኑ እቲ መግለጺ ጠቒሱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ግድብ ህዳሰ

    ብሸምጋልነት ሕብረት ኣፍሪቃ ክካየድ ዝጸንሐ ስሉሳኣዊ ልዝብ ህንጸት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብዘይውጽኢት ከም ዝተዛዘመ ሚኒስትሪ ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኢትዮጵያ ብትዊተሩ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣብ ህንጸት ዝርከብ ግድብ ሕዳሰ ኢትዮጵያ

    ኣብ ትግራይ ቆሎ ብምሻጥ ዝመሓደሩ/ራ ኣብ እዋን ክረምቲ በለስ ዝሸጣ፣ ኮታስ ኣብ ኣዝዩ ትሑት መነባብሮ ዝርከብ ትግራዋይ ከይተረፈ ንህንጸት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብዓቕሙ ከምዝተሳተፈ ይግለጽ። ሎሚኸ እቲ ፖለቲካዊ ኩነታት ነቲ ተሳትፎ ብኸመይ ይጸልዎ ይህሉ?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ግድብ ህዳሴ

    ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ፡ ኢትዮጵያ ንዘቕረበቶ ናይ ስምምዕ ሓሳብ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ከምዘይተቐበሎ ይግለጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሕዳሴ ግድብ

    ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፡ ሊግ ዓረብ ንግብጺ ዝድግፍ ቅዋም ድሕሪ ምውጽኡ፡ ኢትዮጵያ ተቓውሞ ኣስሚዓ። ሱዳንን ግብጽን ድማ መግለጺ ኣውጺአን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ግድብ ህዳሰ

    ኣብቲ ዝተኻየደ ዘተ፡ ግብጺ፡ እቲ ግድብ ማይ ዝመልኣሉ ግዜ ካብ ሸውዓተ ዓመት ንላዕሊ ክናዋሕ ጠሊባ ምንባራ'ውን እቶም ሚኒስተራት ጠቒሶም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next