ሰብ ኣልቦ ነፋሪት

  1. በቲ መጥቃዕቲ ካብ ሞንጎ ዝተቐተሉ ህፃናት እቶም ክልተ

    ኣመሪካ ወተሃደራታ ካብ ኣፍጋኒስታን ጠቕሊላ ቅድሚ ምውጽኣ፡ ኣብ ርእሰ ከተማ ካቡል ብዝፈጸመቶ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ምኽንያት ዓሰርተ ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐተሉ ኣሚና።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ወተሃደራት ኣመሪካ ኣብ ካቡል

    ኣሜሪካ ኣብ ምብራቃዊ ኣፍጋኒስታን ብዘካየደቶ ደብዳብ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ፡ ነዳፊ ትልሚ ኣይኤስ-ከይ [IS-K] ተቀቲሉ ክኸውን ከምዝኽእል ገሊሳ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ስራሓት ኣመሪካ ኤምኪው-9 ሪፐር

    ድሮናት ዝተፈላለዩ ረብሓታት ካብ ምሃበን ብተወሳኺ ንኽልተ መሰረታዊ ዝበሃሉ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት እውን ይውዕላ። ንስለላ [ካብ ጸላኢ ሓበሬታ ንምእካብ] ከምኡ’ውን መጥቃዕቲ ንምፍጻም [ኣብ ልዕሊ ጸላኢ ሚሳኤል ንምትኳስ] የገልግላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣብ ቻይና ከተማ ግዋንዙ ኣብ ግራውቲ ዝንጅብል ፀረ ባልዕ ኬሚካል ትነፅግ ድሮን፡ 6 መስከረም 2020

    ኣብ ትግራይ ንዝረኣ ዕስለ ኣምበጣ ንምቁፅፃር ኬሚካል ንምንፃግ ክትውዕል ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ተጋሩ ዓዲጎም ዝለኣኽዋ 'ድሮን' ኣብ ፌደራል መግስቲ ካብ ትዕገት ሸውዓተ ወርሒ እኳ እንተኾና ኤጀንሲ መረዳእታን መረብ ድሕንነትን ኢትዮጵያ ግና እታ ድሮን ዝመፀትሉ ዕላማ ስለዘይትፍለጥ ክትልቀቕ ከም ዘይትኽእል ብወግዒ ኣፍሊጡ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next