መነቃቕሒ ባእታታት

  1. ዘመድ ኣዝማድን ፈተውትን እሱራት ኣብ’ቲ ግዳያት ዝኾኑ ዝንገረሉ ኣዳራሽ ተኣኪቦም

    ኣብዚ ሓደ ዓመት ጥራይ፡ ኣብታ ሃገር ብተመሳሳሊ ኣምባጓሮታት ዳርጋ 300 እሱራት ከምዝሞቱ ጸብጻበት ይሕብሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ዕጸ ፋርስ

    መንግስቲ እታ ሃገር ሃለዋት እዚ ውልቀሰብ ንዝሓበረ ሰብ 800 ሽሕ ዶላር እንትምድብ፡ ኣመሪካ ድማ ሒዙ ንዘረከበ ሰብ 5 ሚልዮን ዶላር ክትህብ ተመጻቢዓ ነይራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ተረፍ ናይቶም ብፓብሎ ኢስኮባር ዝውነኑ ዝነበሩ ጉማረታት 12 መስከረም 2020

    ኮሎምብያ፡ ብዕሉል ነጋዲ ዕጸ-ፋርስ ዝውነኑ ዝነበሩ ጉማረታት፡ ሓዲጊ ናይቲ ሕማቕ እዋን ብምባል የምክንዎም ከምዘለዉ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣብ 2004 ኣብ ኣቴንስ ዝተኻየደ ኦሎምፒክ ክልተ ብሩር መዳልያ ንኣውስትራልያ ዘግዘመ ናታን ባጋላይ

    ድሩን እቲ ካልኣዩ ኣንቶኒ ድራፕር ዝተብሃለ ውለቀሰብን ካብ ገማግም ኣውስትራልያ ብጃልባ ናይ 11 ሰዓታት ጉዕዞ ብምክያድ እዮም ኣብ ሰነ 2018 ነታ ካብ ወጻኢ ነቲ ሓሽሽ ሒዛ ዝመጽአት መርከብ ረኺቦም ነቲ ሓሽሽ ተቐቢሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኤማ ኮሮኔል

    ኤማ ኮሮሬል ኮኬይን፣ ሜታምፌታሜን፣ ሄሮይንን ማሪዋንን ኣብ ምስግጋር ኣብ ዝነበረ ውዲት ተሳትፎ ኣለዋ ዝብል ክሲ ድማ ቀሪቡላ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ደሴታት ማርሻል

    ኣብ ገምገም ሓንቲ ደሴት ጥሒላ ኣብ ዝጸንሐት ጃልባ ልዕሊ 640 ኪሎ ዝመዘን ሓሺሽ ከምዝተረኸበ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሶማላውያን

    ጫት ክእገድ ኣለዎ ኢሉ ብምጉስጓስ ዝፍለጥ ኣቡካር ኣዋሌ፡ እቲ እገዳ ንኹሉ ግዜ ክኸውን ጻውዒት ኣቕሪቡ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ክኒናታት ሓሽሽ ኣብ ኢዱ ዝሓዘ ፖሊስ

    ላዕለዋይ ሓላፊ በዓል መዚ ጸረ-ሓሽሽ ታይላንድ፡ ፖሊስ ብጨረታ ኣብ ዝሸጣ መኪና 94 ሽሕ ፍረ ከኒና ሓሽሽ ስለዝተረኸበ ይቕሬታ ሓቲቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. እቲ ቤት-ማእሰርቲ

    ሚኒስትሪ ፍትሒ እታ ሃገር ድማ፡ ኩሎም ኣብ ሓለዋ እቲ ቤት-ማእሰርቲ ዝተዋፈሩ ሓለፍቲ ክእሰሩን ካብ ስርሖም ክባረሩን ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣትሌታት ሩስያ ኣብ ውድድራት ኦሎምፒክ 2020 ብባንዴራ ሃገሮም ክወዳደሩ ኣይክእሉን

    ዓለማዊ ኤጀንሲ ጸረ ምጥቃም ሓይሊ ወሃብቲ ንጥረ ነገራት (ዶፒንግ) ንሩስያ ካብ ኩሎም ዓለምለኸ ውድድራት ስፖርት ኣጊዱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next