ሞዛምቢክ

  1. Video content

    Video caption: ንሞዛምቢክ ቅሳነት ዘስኣነ ተግባር ውሳነ መናእሰይ ሞኪምባ

    ኣብ ሞዛምቢክ ከተማ ሞኪምባ ተወሊዶም ዝዓበዩ ሰገናት ናብ በረኻ ሸፊቶም ነታ ተወሊዶም ዝዓበዩላ ሞኪምባ ዳርጋ ኣዕንዮማ። መንግስቲ እታ ሃገር ብዛዕባ እዚ ምንቅስቓስ ዝፈልጦ ተኣምራት ከምዘይብሉ’ዩ ዝገልጽ።

  2. ርዋንዳዊ በዓል ሃፍቲ

    መንግስቲ ርዋንዳ፡ ካብ ሃገር ወጻኢ ኮይኖም ንዝቃወምዎ ሰባት ይቐትል እዩ ዝብል ክስታት ዝቐርበሉ ኮይኑ፡ መንግስቲ ርዋንዳ ነቲ ክሲ ኣይቅበሎን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ናብ ሞዛምቢቅ ዝተልኣኹ ወተሃደራት ርዋንዳ

    ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሩዋንዳ፡ ነቶም እስላማዊውያን ዕጡቃት ንምውጋእ፡ ንድጋፍ ሓደ ሽሕ ወተሃደራት ከምዝለኣኸት ኣፍሊጣ ነይራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. እቲ ኣልሸባብ ዝብል ስም ዝተውሃቦ ላማ

    ላዕለዋይ ሓላፊ ፖሊስ እታ ሃገር በርናርዲኖ ራፋኤል፡ እቲ ኣልሻባብ ዝተሰመየ ላማ ዘፍሪ ትካል ምስ ዕጡቓት ኣልሻባብ ርክብ ከይህልዎን ኣካል ፕሮፓጋንድኦም ኮይኑ ይሰርሕ ከይህሉን ምጽራይን ምእካበን ሓበሬታን ከም ዝተጀመረ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሞዛምቢክ

    ተሓቢኦም ናይ ነብሲ ምድሓን ጃልባታት ይጽበዩ ዝነበሩ መሰኻኽር ዓይኒ፡ ኣብ ወሰን ባሕሪ ክሳዶም ዝተቖረጹ ሰባት ወዲቖም ከምዝረኣዩ ገሊጾም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሬሳ ጆን ማጉፉሊ ዝተሸኸመት መኪና

    ፕረዚደንት ስሪል ራማፎዛ፡ ጆን ማጉፊሊ ቋንቋ ስዋህሊ ንኽምዕብል ዘይሕለል ጻዕሪ ይገብር ምንባሩ ብመሕባር "ቋንቋ ስዋሂሊ ሳላ ጻዕሪ ጆን ማጉፉሊ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ስሩዕ ትምህርቲ ኣትዩ ይውሃብ ኣሎ፡ እዚ ኸኣ ንዘልኣለም ንዝኽሪ ጆን ማጉፉሊ ኮይኑ ክቅጽል እዩ" ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣብ ማቱጌ፡ ሰሜናዊ ሞዛምቢክ ናይ መግቢ ሓገዝ እናዓደለ፤ ለካቲት 24 2021

    ኣብ ሰሜናዊ ዞባ ካቦ ደልጋዶ፡ ሞዛምቢክ፡ እስላማውያን ዕጡቓት፡ ደቂ 11 ዓመት ዝርከብዎም ቆልዑ ይሓርዱ ከም ዘለው ህጻናት ኣድሕን ዝተባህለ ትካል ረድኤት ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሞዛምቢክ

    ኣመሪካ ንዓመጽቲ ሞዛምቢክን ዲሞክራቲክ ኮንጎን ኣብ መዝገብ ሽበራ ኣስፊራ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ካርታ

    ኣብታ ብሰንኪ ጥምየት ዝተጠቕዐት ዞባ ምዌኬት፡ ኣትክልትን ፍረታትን መሮር በሊዖም ካብ ዝሞቱ ሰባት እቶም 25 ኣባላት ሓደ ቤተሰብ እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ዝሞቱ ኣቡሳላማ ኣብ ገማግም ደሴት ባዛሩቶ

    ኣቡሳላማ ኣብ ሓደጋ ኣብ ዝኣትውሉ እዋን፡ ንመራሒኦም ተኸቲሎም ናብ ገማግም ከምዝጽግዑ ይፍለጥ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ 52 ዝሞቱ 'ዶልፊናት' ኣብ ገማግም ደሴታዊት ሃገረ ሞሪሽየስ ተረኸቦም ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next