ህዝቢ ኦሮሞ

  1. መሓመድ ዴክሲሶ

    ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅማ፡ ኣብ ስነ ስርዓት ምረቓ ተምሃሮ፡ “በዓል ጃዋር መሓመድን ካልኦት እሱራት ፖለቲካን ይፈትሑ” ብዝብል ብዘመሓላለፎ መልእኽቲ ንኣዋርሕ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝጸንሐ መሓመድ ዴክሲሶ ትማሊ ብኣቆጻጽራ ግእዝ 3 ሐምለ 2013 ዓ.ም ተፈቲሑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ዳንኤል በቀለ (ዶ/ር)

    ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ብሰንኪ ዝተፈጠሩ ጎንጽታት ህይወት ብዙሓት ሰባት ከምዝጠፍአ፣ ምፍንቓል ከምዘጋጠመን ንብረት ከምዝዓነወን ዘዘኻኸረ እቲ ኮሚሽነር፤ እቲ ወጥሪ ሎሚ’ውን ብዘይምህድኡ ‘ኢትዮጵያ ኣብ ከቢድ ቅልውላው ሰብኣዊ መሰላት ከምእትርከብ” ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሃጫሉ ሁንዴሳ

    ቤት ፍርዲ ነታ ራባዓይቲ ተኸሳሲትን ሓጫሉ ሁንዴሳ ንኽቕተል ነገራት ኣጣጢሓ ዝተበሃለት ላምሮን ከማል፡ ሃጫሉ ሁንዴሳ ንኽቕተል ኣጣጢሓ ኣብ ዝብል ናይ ሰብ ይኹን ናይ ሰነደ መርትዖ ስለዘይተረኸባ ነጻ ከምዝበላ እኳ ገሊጹ እንተነበረ፡ ኣኽባሪ ሕጊ ንውሳነ እቲ ቤት ፍርዲ ብምቅዋም ኣቤቱቱ ስለዘቕረብ፡ እቲ ጉዳያ ከምብሓድሽ ክርአ ቆጸራ ተታሒዙላ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. መረጻ 2021

    ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ዕጡቓት ብዝኸፈትዎ መጥቃዕቲ ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም፡ ከይዲ ምሃብ ድምጺ ተቛሪጹ ከምዝነበረ ተገሊጹ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ትካላት ድሕንነት

    ሃገራዊ ሓበራዊ ሓይሊ-ዕማም ድሕነትን ጸጥታን፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ቀዋሚ ንብረት ናይ 19 መራሕትን ኣባላትን ህወሓት፡ ከምኡ'ውን መንግስቲ ሸኔ እናበለ ዝጽወዖ ጉጅለ ይድግፉ እዮም ናይ ዝተብሃሉ 141 ውልቀሰባት ገንዘብ ከምዝተኣገደ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. መንዲ ከተማ

    ንርእሱ ሰራዊት ሓርነት ኦሮሞ ብምባል ዝጽውዕ፡ ብ"ሸኔ" ዝፍለጥ ዕጡቕ ጉጅለ ቅድሚ ሒደት ሳምንታት ነቶም ወጻእተኛታት ከምዝሓዞም ኣፍሊጡ ነይሩ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ድምጾም ንምሃብ ዝምዝገቡ ሰባት

    ኣብታ ከም ብዓል ጀዋር መሓመድ ዝኣመሰሉ ላዕለዎት ሓለፍቲ ተኣሲሮማ ዘለዉ ክልል ኦሮምያ እተን ቀንዲ ጸለውቲ ሰልፍታት እቲ ክልል ካብቲ ምርጫ ኣብ ዘግለላሉ ኣብታ ክልል 15 ሚልዮን ሰብ ንኸድምጽ ተመዝጊቡ ዝብል መግለጺ ብዙሓት ሰባት ምኽንያታት ብምዝርዛር ነቲ ኣሃዝ ብዓይኒ ጥርጣር ይርእይዎ ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣብ ምዕራብ ኦሮምያ

    እቶም ኣመራርሓ ዞባ ዝርከቦም ግዳያት ካብ ወረዳ ቆንዳላ ናብ መንዲ እናተጉዓዙ እናሃለዉ ብዕጡቓት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ::

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. አማኑኤል ወንድሙ ቅድሚ ምቕታሉ ዝተወስደ ምስሊ

    ትማሊ ሰሉስ ኣብ ምዕራብ ኦሮምያ፡ ዞባ ቄለም ወለጋ፡ ከተማ ደምቢዶሎ፤ ኣማኑኤል ወንድሙ ዝተብሃለ መንእሰይ፡ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ብሓእልታት ጸጥታ መንግስቲ ከምዝተቀትለ ነበርቲ ንቢቢሲ ተዛሪቦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

    ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ድማ ብመሰረት ኣዋጅ ጸረ ሽብር እታ ሃገር ወከልቲ ክልቲኦም ጉጅለታት ናብቲ ባይቶ ቐሪቦም ንነብሶም ክከላኸሉ ብመራኸቢ ማዕከናት እታ ሃገር ጻውዒት ኣቐሪቡ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next