መሰላት ደቂ ኣንስትዮ

  1. ንመሰልን ሰላምን ደቂ ኣንስትዮ ዓለም ዝተቓለሰት ጀሃን ሳዳት

    ፕረዚደንት ኣንዋር ሳዳት ኣብ ካይሮ ወተሃደራዊ ምርኢት እናተዓዘበ ብዕጡቓት ክቕተል እንከሎ ናይ ነዊሕ ዓመታት መጻምድቱን በዓልቲ ሓዳሩን ጀሃን ሳዳት ካብኡ ሒደት ሜትር ርሒቓ ኮፍ ኢላ ነበረት። እቲ ዳሕራይ ናይ ግብጺ ፕረዚደንት ምስ ኮነ ብቃጻ ዝተቐትለ ናይ ፍቕሪ ብጻያ ፕረዚደንት ኣንዋር ኣልሳዳት ብ06 ጥቅምቲ 1981 ብኣድራጋ ጠያይቲ ክወድቕ እንከሎ ብዓይና ርእያ። ኣይጸንሐን ከኣ ድሕሪ ክልተ ሰዓት ኣብ ሆስፒታል ዓሪፉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ወይዘሮ ኣዛለች ቤተ

    ኣብ ዞባ ሰሜን ሽዋ ወረዳ ሞጃና ወደራ ‘ንጓል ሰብኣያ ቀቲላ’ ተባሂላ ማእሰርቲ 20 ዓመት ዝተፈረዳ ኣደ፡ ድሕሪ ናይ 5 ዓመት ማእሰርቲ ነጻ ከምዝተባህለት ሓላፊ ክፍሊ ቤት ህንጸት እቲ ዞባ ንቢቢሲ ተዛሪቡ፡፡ ወይዘሮ ኣዛለች 'ኣብ 2006 ዓ/ም ጓል ሰብኣያ ቀቲላ' ብዝብል እያ ኣብ 2007 ዓ.ም ተኣሲራ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ደቂኣንስትዮ

    ሚኒስተር ምክልኻል ሃገር ዩክሬይን፡ ደቂ ኣንስትዮ ኣባላት ሰራዊት ‘ታ ሃገር፡ ካብቲ ዝተለምደ ወተሃዳረዊ ኣከዳድና ወጻኢ ፍልይ ብዝበለ መልክዑ፡ ነዊሕ ቀጢን መርገጺ ዘለዎ ጫማ [ሂል ] ገይረን ወተሃደራዊ ምርኢት ከካይዳ እየን ምባሉ፡ ቁጥዐ ፈጢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ህብረት በርሀ - ድሕሪ ናጽነት (1994)

    ህብረት ብዕለት 19 ሓምለ 2001 ናይ ስንብታኣ ደብዳቤ ንመንግስቲ ኣረኪባ ካብ ስርሓ ባዕላ ተገለለት። ሽዑ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሽወደን/ኖርወይ/ፊንላንድ ኰይና ተገልግል ነይራ። እቲ ትሕዝቶ ደብዳቤኣ "እቶም ናይ ባዕለይ እምነታት ምስ'ቲ ብህ.ግ.ደ.ፍ. (ሰልፊ መንግስቲ) ዝምራሕ ዘሎ ስርዓት ይገራጨዉ ብምህላዎም ካብ ስርሐይ ክእለ መሪጸ ኣሎኹ" ዝብል ነበረ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣብ ቀይዲ ፖሊስ ዝኣተወ ሳንቸዝ

    ኣብ ለካቲት 2019፡ ኩነታት ናይታ ኣብ ምብራቓዊ ክፋል ርእሰከተማ ማድሪድ ትነብር ዝነበረት፡ ኣብ ክሊ ዕድመ 60ታት ዝነበረት ማርያ ሶለዳድ ጎመዝ ዘስግኦ መሓዛ ሻቕሎቱ ድሕሪ ምግላጹ ፖሊስ ናብቲ ቦታ ከይዶም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣብ ዓለምና 'ዝበዝሐ ቤተሰብ ዘለዎም መራሒ ስድራ' ሽማግለ

    መራኸቢ ብዙሓን'ታ ሃገር፡ ነቶም ብሰንበት ዝዓረፉ ሽማግለ 'ኣብ ዓለምና ዝበዝሐ ቤተሰብ ዘለዎም መራሒ ስድራ' እናበሉ እንተጸውዕዎም'ኳ፡ እቲ ክብረ ወሰን ብመን ከምዝተትሓዘ ግን ንጹር ሓበሬታ ኣይተረኽበን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. አይለን ክራመር

    መብዛሕትኡ ግዜ ኣብ እትስዕስዓሉ እዋን እቲ ኩሉ ሓይሊ ካበይ ከም ዝመጽእን ክሳብ እትኣርግ ክትስዕስዕ ዝሕግዛ ሚስጢር እንታይ እዩ ተባሂላ ምስ ተሓተተት፡ "ኣረጊት" ን "እርጋን" ን ዝብላ ቃላት ካብቲ መዝገበ ቃላት ከም ዝሓኸኸተን እያ ትዛረብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. በዓልቲ ቤቱ ንሰራሕተኛ ዝጸፍዐት ኣምባሳሰር ካብ መዝነቱ ተላዒሉ

    በዓልቲ ቤቱ ነቲ ኣምባሳደር ንሕጋዊ ከለላ ዲፕሎማሰኛታት ብምጥቃም ካብ ክሲ ተሪፋ’ኳ እንተነበረት፤ ቤልጂየም ግን ነቲ ከለላ ሕጊ ብምልዓል ፖሊስ ደቡብ ኮሪያ ምጽራይ ክገብር ከም ዝኽእል ኣፍሊጣ’ላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ፊያሜ ናኦሚ ማታፋፋ

    ፊያሜ ናኦሚ ማታፋፋ ከኣ፡ ኣብ 20 ዓመት ንፈለማ እዋን ነታ ሃገር ክትመርሕ ዝተመረጸት ጓል ኣንስተይቲ ቀዳመይቲ ሚኒስተር እያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. Video content

    Video caption: “ኣቦ ሓሙሽተ ደቀይ ቀቲሎሞ” ካብ ምዕራብ ትግራይ ዝተመዛበለት

    ወ/ሮ ካልአይታ የዕብዮ ብሰንኪ እቲ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ምስ ሓሙሽተ ደቃ ናብ ሱዳን ካብ ዝሰገሩ ልዕሊ 60 ሽሕ ተጋሩ ሓንቲ እያ። ኣቦ ደቃ “ደቀይ ሒዝክዮም ኪዲ ኣነ ከርክበኩም እየ” ኢሉዋ’ኳ እንተተረፈ ድሓረ ግን ጎረቤታ ደዊላ ከምዝቐተልዎ ኣርዲኣታ።