ሳይበራዊ ገበን

  1. ወተሃደራት ብራዚል

    እቲ ተፈጢሩ ዘሎ ዓመጽን ቕትለተን፡ ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት እታ ሃገር ክካየድተ ተመዲቡ ዝነበረ ፈስቲቫላት ክስረዝ ተገይሩ'ሎ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ናምቢ ናራያናን

    እቲ ብሓሶት ተጠቂኑ ዝተኣስረ ህንዳዊ ስነ-ፍልጠተኛ ድሕሪ 25 ዓመታት መንግስቲ እታ ሃገር ሓሙሽተ ሚሊዮን ሩፒ (70,000 ዶላር) ካሕሳ ክኽፈሎ ተወሲንሉ። እንተኾነ ንሱ እቲ ጉዳይ ገና ኣብኡ ኣየብቅዕን እዩ ክብል ምላሽ ሂቡ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ዳቪድ ከዪ

    ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ናይ ስራሕ ጉዕዞ ከካይድ ዝቐነየ ላዕለዋይ በዓል-ሞያን ፍሉይ ልኡኽን ሰብኣዊ መሰላት ወድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ዳቪድ ከዪ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ 'ዘረባ-ጽልኣት ንምኽልካል' ብዝብል ጉልባብ፡ ናይ ምዝራብ መሰል ንምዕጋት ይሰርሕ ኣሎ ክብል ኣጠንቂቑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ፎታንጋ ባባኒ ሲሶኮ

    ፎታንጋ ባባኒ ሲሶኮ ብኸመይ ነቲ መዘና ኣልቦ ርእሰተኣማንነት ዝተሓወሶ ሽጣራ ክዕወተሉ ከም ዝኻኣለ ዝጸዊ ዛንታ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ጁልያን ኣሳንጅ

    ኣኽበርቲ ሕጊ፡ ኣብ ልዕሊ መስራቲ ዊክሊክስ ጁልያን ኣሳንጅ ዝካየድ ዝነበረ ምርመራ ኣቋሪጾምዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሳንቶስ ሳምወል ወዲ 21 ዓመት ከምኡ'ውን ጆናታን ሳለዘር ወዲ 30 ዓመት ዝተባህሉ ክልተ እሱራት

    ሰብ-መዚ እቲ ቤት-ማእሰርቲ ከም ዝሓበሩዎ፡ እቶም እሱራት ብቕትለት ሰባት ተኸሲሶም ፍርዶም እንናተጸበዩ እዮም ኣምሊጦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ፋይናንስ ጆሃንስበርግ ትዊተር

    ሰብ መዚ ዝዓበየት ከተማ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ጆሃንስበርግ፡ ነቲ ብሰርሰርቲ ዝተሓተተ፡ ኣርባዕተ ቢትኮይን (34,000 ዶላር) መበጆ ከም ዘይከፍሉ ኣፍሊጦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ጸጋይ ገብረሂወት፡ ብርሃነ ወልደገብርኤልን ኢዮብ ጸጋይን

    "ምዕባለ -ሓበሬታ ከም ክልተ ዝብልሑ ካራን ሴፍን ክምሰል ይኽእል እዩ። እቲ በሊሕ ካራ በቲ ሓደ ስጋ ሓሪድካ ትምገበሉ በንጻሩ ከኣ ክሓርደካ እውን ይኽእል እዩ። ስለዚ ቅኑዕ ሓበሬታ ንልምዓት፡ አዕናዊ ሓበሬታ ኣብ ጥፍኣት ክውዕል ይኽእል እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኤክስ-ሬይ ሽጉድ ኢድ

    ወላዲ እቲ ቖልዓ፥ ሰይቲ ኣቡኡን አሕዋቱን ካብቶም ዝሞቱ'ዮም ተባሂሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ዝርከብ ቤትማእሰርቲ [ጄይል ኦጋዴን]

    ኣብ ክልል ሶማሌ ዘስካሕክሑ ገበናት ይፍጸሞ ነይሩ ዝተብሃለ ቤት ማእሰርቲ ጄይል ኦጋዴን ካብ ዝዕጾ ኣዋርሕ ተቖጺሮም። ንዓመታት ኣብ ውሽጢ እቲ ቤት ማእሰርቲ ተፈጺሞም ዝተብሃሉ ታሪኽ ግፍዒ ግን ጌና ኣይተዘረበሎምን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next