ስደት

  1. Video content

    Video caption: “ምስ ደቀይ ሰሪሔ ክልወጥ እየ ዝደሊ”

    ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ተወሊደን ዝዓበያ ወ/ሮ ርሕመት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰንኪ መንነተን ናይ ምሽቑራር የጋጥመን ስለዝነበረ ናብ ካልእ ሃገር ክስደዳ ከምዝተገደዳ ገሊጸን።

  2. ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ

    ኤጀንሲ ዶብ ኣልቦ ሓካይም ሰራሕተኛታቱ ኣዝዮም ኣብ ዝተጨናነቑ ኣብያተ ማእሰርቲ ደቂ ተባዕትዮ ደው ንክብሉ ክግደዱ ከም ዝርኣዩ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ስደተኛታት ሄይቲ

    ካብ 16 ክሳብ 18 መስከረም ኣብ ዝነበረ እዋን ብዝሒ ካብ ሄይቲ ናብታ ከተማ ዝኣትዉ ስደተኛታት ብዝለዓለ መጠን ወሲኹ ዝነበረ ኮይኑ፤ ክሳብ ሎሚ ልዕሊ 12,000 ሰባት ከምዝተቐበለት መረዳእታታት የመልክቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሓላዊ ዶብ ንስደተኛ እናጎተቶ

    ኣብ ቴክሳስ ጥቓ ሩባ ሪዮ ግራንዴ ሓለውቲ ዶባት ኣመሪካ ኣብ ፈረስ ተወጢሖም ስደተኛታት ከጓይዩ ዘርእዩ ምስልታትን ቪድዮታትን ምስ ተዘርግሑ ኣብታ ሃገር ቁጥዐ ኣልዒሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ካሌይ ዝተዓቖበት ስደተኛ

    ቅድሚ ሰለስተ ኣዋርሕ ምጥፋእ እዘን ውልቀሰባት ኣመልኪቱ ፖሊስ ኬንያ ክፈልጥ ዝተገብረ ኮይኑ፡ እታ ብምስግጋር እዘን ስደተኛታት ዝተጠርጠረት ውልቀሰብ ኣብ ቀይዲ ውዒላ ናብ ቤት ፍርዲ ከም ዝቐረበትን ንምፍላጥ ተኻኢሉ ኣሎ። ኣብዚ ሕጂ እዋን እዞም ስድራቤት ዝኾነ ድሃይ ዝረኸበ እንተሎ ክሕብሮም ተማሕጺኖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት

    ኣብ የመን ብሰንኪ ዘሎ ዘይምርግጋዕን ለበዳ ኮሮናቫይረስን፡ ኣስታት 5 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ኣብ ትፅቢት ከምዝርከቡ ሪሊፍዌብ ፀብፂቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. መርከብ ብሪጣንያ ስደተኛታት ምዃኖም ዝግመት ሰባት ናብ ዶቨር፡ ኬንት ተምጽእ

    ነተን ስደተኛታት ዝጸዓና ጀላቡ ናብ ማያዊ ኣካላት ፈረንሳ ክምለሳ ምግዳድ ብወገን ሰብልጣን ፈረንሳ ተቐባልነት ኣይረኸበን። ምኽንያቱ ድማ ሓደገኛ ስለዝኸውን ይብሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኡጋንዳዊት ኬነዲ ሩባንጋኬኒ

    ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝጸንሑ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኣፍሪቃውያን ሰራሕተኛታት ከም ዝተጋፍዑ፡ ናብ ኣብያተ ማእሰርቲ ከም እተደርበዩን ካብታ ሃገር ከም እተባረሩን፡ ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ሓቢሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ስደተኛታት

    ኣብ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ጣልያን ዝተዋፈሩ ሰራሕተኛታት ንኣብ ናይ ዓሳ ጀልባ ተሳፊሮም ናብ ደሴት ላምፐዱስያ ዘቕንዑ ዝነበሩ 539 ስደተኛታት ኣድሒኖም። ገለ ካብቶም ካብ ሊብያ ተበጊሶም ብመገዲ ባሕሪ ሜድትራንያን ተጓዒዞም ዝኣተዉ ስደተኛታት ናይ ቁጥዐ ባህርያት ከምዝተርኣዮም ተሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. Video content

    Video caption: ናበይ ይኸዱ ከምዘለዉ ዘይፈልጡ ኣፋጋናውያን

    ጣሊባን ንካቡል ምስተቖጻጸረ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣፍጋናውያን ህጻናት ሒዞም ናብ ካልእ ዘይፈልጥዎ ሃገር ንምህዳም ኣብ ማዕርፎ ነፈርቲ ካቡል ክጸቓቐጡ ተራእዮም።