ሰልፊ

  1. ሱዳናውያን ሰልፈኛታት

    ሱዳን ናብ ዲሞክራሲ እትገብሮ ስግግር ዝቃወሙ ሰልፈኛታት ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ካርቱም ኣብ ዘካየድዎ ሰልፊ ተቓውሞ፡ እቲ ሰራዊት ዕልዋ መንግስቲ ክፍጽም ጠሊቦም ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኩባ

    ንብዙሕ ዓመታት ንናእሽቱን ማእኸለዎትን ናይ ውልቀ ንግዲ ትካላት ፍቓድ [ልቸንሳ] ከልኪላ ዝነበረት ኩባ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ህዝባዊ ተቓውሞታት ስለዘጋጠመ ነቲ ሕጊ ስዒራቶ ኣላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ነበርቲ ከተማ ኣዲስኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዝድግፍ ሰልፊ ኣካይዶም

    ኣብ ርእሰ ከተማ ኣዲስኣበባ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ሰባት፡ ነቲ ንዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣብ ኲናት ትግራይ ምስ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ይዋጋእ ዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ደገፎም ንምርኣይ ሰልፊ ኣካይዶም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኢራን

    ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ኢራን ሕጽረት ማይ ዘስዓቦ ናይ ህዝቢ ተቋውሞ ካልኣይ መዓልቱ ዝሓዘ ኮይኑ ሓደ ሰብ ከምዝተቐተለ ዘቤታውያን ማዕኸናት ዜና ኣቃሊሖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣብ ከተማ ኩባ

    ብሕጽረት መግብን መድሓኒትን፣ ናህሪ ዋጋ ሸቐጣት ከምኡ’ውን መንግስቲ ለበዳ ኮሮናቫይሰ ንምቁጽጻር ዝወሰዶም ስጉምትታት ዘየዕገቦም ኣሽሓት ዜጋታት ኩባ ብሰንበት ናብ ጎደናታት ብምውጻእ ተቓውሞ ኣስሚዖም ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ እዋን ዝምታን ተቓውሞን ዝተቓጸለ ንግዳዊ ቦታ 12 ሓምለ 2021

    ብዝሒ ናይቶም ዝሞቱ ሰባት ድማ ነቶም ብሰኑይ ኣብ ሶዌቶ ዝርከብ ማእኸል ዕዳጋ ዝምታ እንትፍጸም ዝተቐተሉ 10 ሰባት ከምዝሓውስ ተፈሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ገለ ነቲ ናዕቢ ይብለጽሉ ኣለዉ፤ ፖሊስ ድማ ኣብ ምክልኻል ይርከብ

    ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ሲራል ራማፎሳ፡ ነቲ ብማእሰርቲ ጃኮብ ዙማ ዝተልዓለ ሓያል ናዕቢ ስዒቡ፡ ሰባት ካብ ከምዚ ዓይነት ተግባር ክቑጠቡ ጸዊዑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሱደን ንግዳያት ናዕቢ 2019 ፍትሒ ዝጠልቡ ሰልፈኛታት

    ሱዳን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ካርቱም ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ሰላማዊ ሰልፊ ክልተ ሰባት ምስ ዝተቐትልሉ ፍጻመ ብዝተኣሳሰር ሸውዓተ ኣባላት ሰራዊት ኣብ ቀይዲ ከም ዝኣተውን ናብ ሕጊ ክቐርቡ ምዃኖምን ገሊጻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣምባሳደር ሚያንማር ኣብ ብሪጣንያ ኪያው ዝዋር ሚን ኣብ ኣፍደገ እቲ ኤምባሲ ምስ ፖሊስ እናተዘራረበ

    ኣምባሳደር ሚያንማር ኣብ ለንደን ኪያው ዝዋር ሚን፡ ናብ ኤምባሲኡ ከይኣቱ ከም ዝተኸልከለ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. Family members cry in front of a man after he was shot dead during an anti-coup protesters crackdown in Yangon, Myanmar, March 27, 2021.

    ገለ ሚድያታት ብዝሒ መወትቲ ክሳብ 114 ይብጽሕ እዩ ክብሉ እንለዉ፡ ካብቶም ዝተቐትሉ ሓንቲ ጓል 13፡ ኣብ ገዘኣ ዝተቐትለት፤ ከምእትርከቦም ተሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next