ፊልም

  1. ሻ ሩህ ክሃን

    ናይ ጅግና ባህሪያት ዝተላበሰ "ምዕሩግ" ስለዝኾነ፡ ኣብ ዝገብሮም ቃለ መሕትት " ግልጺ፡ ቀያዕን መስሓቕ"ን ብምዃኑ፡ ዝናን ገንዘብን ንምርካብ ድሕር ስለዘይብል፡ ዝብል ምላሽ ሂቦምዋ። ካልእ'ከ ክትብል ሕቶታት ምስ ወሰኸት ከኣ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ድራማታት ብዝላበሶም ገጸ ባህርያት ንደቀንስትዮ ብዝህቦ ክብርን ንፍቕርን ብዘለዎ ኣጠማምታን ከም ዝፈትውኦ ይዛረባ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ጎሉም

    ኣብ 1993 ኣብ ኒውዝላንድ ብሰር ፒተር ጃክሶን ዝተመስረተ ወታ ዲጂታል ንኸም ናይ ኣቫተር ንነይሪቲ፡ ኣብ ሎርድ ኦፍ ዘሪንግስ ዝርከብ ጎሉን ከምኡ'ውን ኣብ ፕላኔት ኦፍ ዘ ኣፕስ ዝረከብ ሴዛር ዝሰርሐ ትካል እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሩት ነጋ

    ሩት ነጋ፡ ካብ ኣየርላንዳዊት ነርስ ኣደን ኢትዮጵያዊ ኣቦን ብ1982 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ተወሊዳ፤ ጓል ኣርባዕተ ዓመት ምስ ኮነት ግን ካብታ ሃገር ወጺኣ ኣብ ኣየርላንድ እያ ዓብያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣመሪካዊ ተዋሳኢ ባልድዊን

    እታ ግዳይ ናብ ሆስፒታል'ኳ እንተተወስደት በቲ ዝበጽሓ ጉድኣት ሞይታ'ያ። እቲ ዝቖሰለ ኣላዪ እታ ፊልም ድማ ሕክምናዊ ናብዮት ይግበረሉ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ተዋሳኢት ዩልያ ፐርሲልድ

    ኣብ ህዋ ሓጸርቲ ፊልምታት ይቕረጽ እኳ እንተነበረ፡ ክሳብ ሕጂ ግን ሩስያ ጥራሕ እያ ሓደ ነዊሕ ዛንታ ፊልም ኣብ ጠፈር ሰሪሓ ዘላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣብ ሲነማታት ዩናይትድ ኪንግደምን ኣየርላንድን

    ካብቶም ኣብ ናይ መጀመርታ ኣርባዕተ መኽፈቲ መዓቲታት ነቲ ፊልም ክርእዩ ትኬት ዝገዝኡ 1.6 ሚልዮን ነበርቲ ዩከይን ኣየርላንድን ልዕሊ 30 ሽሕ ብሓሙስ ፍርቂ ለይቲ ነቲ ፊልም ርእዮምዎ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኃይሌ ገሪማ

    ብኢትዮጵያዊ በዓል ሞያ ዝተዳለወ ፊልም ‘ሳንኮፋ’፡ ኣብ ኔትፍሊክስ ከምዝረኣይ ተገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሽልማት ጉማ

    ብሽም እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ሕብራዊ ዝኾነ ብሚሸል ፓፓኪስ ዝተሰርሐ ፊልም ‘‘ጉማ’’ ዝተሰየመ መድረኽ ሽልማት፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ስካይ ላይት እዩ ተኻይዱ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኔትፍሊክስ

    እናኽፈለ ብመገዲ ኢንተርኔት ፊልምታት ዘርእይ ትካል ኔትፍሊክስ፡ ኣብዚ ሰሙን ቃለ ምስጢር (ፓስወርድ) ንዝለቃቕሑ ዓማዊሉ ዝቆፀፀረሉ ሜላ ከምዝመሃዘ ኣፍሊጡ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ሃርቪይ ዋይንስቲን

    ኣብ ልዕሊ ብዙሓት ደቂኣንስትዮ ጾታዊ ዓመጽ ብምፍጻም ዝተኸሰሰን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብን ፍሉጥ ኣዳላዊ ['ፕሮድዩሰር'] ፊልምታት ሆሊውድ ሃርቨይ ዊንስቲን፡ ካብ ዝነበሮ ሃብቲ እቲ ናይ ሓደ ኩባንያ 17 ሚልዮን ዶላር ንግዳያቱ ክከፋፈል ተወሲኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next