ጀርመን

  1. ኣፍጋኒስታን ኣደ ምስ ቆልዑት

    ኣባል ብኢንዱስትሪ ዝማዕበላ ሃገራት ጉጅለ-20 ኣብ ኣፍጋኒስታን ተኸሲቱ ዘሎ ቁጠባዊ ዕንወት ንምእላይ ቃል ኣትየን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ጥርጡር ኣባል ናዚ

    እቲ ጆሴፍ ኤስ ዝተባህለ ውልቀ ሰብ፡ ኣብቲ ኣብ ልዕሊ ምሩኻት ኲናት ሶቭየት ብጥይት፡ ከምኡ ድማ ኣብ ካልኦት እሱራት ብጋዝ ዛይክሎን ቢ ኣብ ዝተፈጸመ ቅትለታት ተሓባባሪ ነይሩ ብዝብል እዩ ተኸሲሱ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሓላፊ ኮሚሽን ሰባዊ መሰላት ኤትዮጵያ ዶ/ር ዳኒኤል በቀለ

    እቲ ፋውንዴሽን ዶ/ር ዳኒኤል ኣብ ምኽባር ሰብኣዊ መሰላት ንዝገበሮ ናይ ሙሉእ ህይወት ኣበርክቶ ዝለዓለ ሽልማት ክህቦ ከምዝወሰነ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ገሊጹ ነይሩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. Video content

    Video caption: ድሕሪ 16 ዓመታት ካብ ስልጣን ትወርድ ዘላ ኣንግላ መርከል እንታይ ሓድግታት ገዲፋ?

    ዘመነ ስልጣን ናይታ ን16 ዓመታት ንጀርመን ዝመርሐት ኣንገላ መርከል ድሕሪ እቲ ሰንበት ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ ከብቅዕ እዩ። መርከል እንታይ ሓድጊ ገዲፋ ትኸይድ ኣላ? ጀርመናውያን ካብቲ ሓድሽ መንግስቲ እንታይ ትጽቢት ይገብሩ?

  5. ኤርትራዊት ዓወት ተስፋየሱስ

    ኣብ ለካቲት 2020 ኣብ ሓንቲ ኣብ ከባቢ ፍራንክፈርት እትርከብ ንእሽቶ ከተማ ብሓደ ሕሉፍ የማናዊ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ 11 ሰባት ምቕታሎም ናብ ፖለቲካ ክትኣቱ ከምዝደፋፍኣ ትገልጽ። እታ ኣባል ሓምላይ ሰልፊ ዝኾነት ጓል 47 ዓመት፡ ነቲ እትነብረሉ፡ ንከተማታት ፍራንክፈርትን ካሰልን ዘጠቓለለ ዞባ ሄሰን ብምውካልያ ተወዳዲራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ በርሊን ማራቶን ሳልሳይ ኮይኑ ምስዛዘመ

    ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ፡ ኣብ በርሊን ማራቶን ሳልሳይ ኮይኑ ምዝዛሙ ስዒቡ፡ ካብቲ ስፖርት ናይ ምውፃእ ትልሚ ከምዘይብሉ ገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣንጌላ መርከል

    ጎደናታት ርእሰ ከተማ ጀርመን በርሊን፡ ዓመታዊ ውድድር ማራቶን እናተኣናገዱ እንተኾኑ’ኳ፡ እቲ ዝዓበየ ውድድር ግን ብብርኪ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ሃገራዊ መረጻ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣትሌት ቀነኒሳ

    እቲ ኣትሌት ብ2019 ዓ.ም ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም ንምምሕያሽ ክልተ ካልኢታት ምስ ተረፎ ኣብቲ ውድድር ከም ዝተዓወተ ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ደሃይ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ስድርኡ ከምዘይፈልጥ ተዛሪቡ

    ዶክተር ቴድሮስ፡ ዋላ'ውን ብወግዒ ንኻልኣይ ግዜ ከም ዝወዳደር እንተዘይገለጸ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሮይተርስ ቴድሮስ እቲ ትካል ንምምራሕ ሕጹይ ኮይኑ ከም ዝቐረበ ነቲ ጉዳይ ቐረባ ካብ ዝኾኑ ምንጪታት ሰሚዐ ክብል ጸብጺቡ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. Video content

    Video caption: ከብቲ ኣብ ዓይኒ ምድሪ ክሸና ዘኽእለን ስልጠና ወሲደን

    ተመራመርቲ ጀርመን፡ ከብቲ ኣብ ዓይኒ ምድሪ ንኽሸና ዘኽእለን ስልጠና ሂቦመን። ዕላማ ናይቶም ተመራመርቲ መጠን ልቀት ጋዝ ንምንካይ ከምዝኾነ ተፈሊጡ።